ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ
                   ምልክታ ንስራሕ ደለይቲ አብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ ዘሎ መደብ ስራሕ ብዝዉዉርን ብቁፃርን ካብ ደገ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ::
ተወሳኺ ኣንብብ

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ
                   ምልክታ ንስራሕ ደለይቲ አብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ ዘሎ መደብ ስራሕ ብዝዉዉርን ብቁፃርን ካብ ደገ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ::
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን
ሮ  ትልምን ፋይናንስን  አብ  ሽረ  እንዳስላሴ   ዝርከብ ( local  Economic  Development (Led)  Expert  ብቑፃር  ሰራሕተኛታት   ኣወዳዲሩ   ክማልእ ስለዝደሊ  ነቲ  ረቆሒ  ተማልኡ  ክትወዳደሩ  ቢሮ  ይዕድም:: Work experience : ብኢኮኖሚክስ ቢዝነስ አድሚኒሰትረሽን ስታትስቲክስ ዲቨሎፕመንትን ተመሳሰልትን ስራሕ ልምዲ : 5 ዓመት
ተወሳኺ ኣንብብ

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ
ኣብ ኤጅንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ  ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብዝውውር ብቑፃርን ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ደረጃ ትምህርቲን ዓይንትን ዞባ ስ/ምዕራብ ብ/ሽረ   ተደላይ ኽእልት ብኣውቶሞቲቨ ዝተመረቐ/ት ብ1ይ ዲግሪ 9 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ ብ2ይ ዲግሪ 7+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኾይኖም ናይ ብቅዓት መረጋገፂ ደረጃ 4 ተመዚኑ ብቁዕ ዝኾነ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ ምኳኑ መረዳእታ ዘቅርብ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ
ኣብ ኤጅንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ  ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብዝውውር ብቑፃርን ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ደረጃ ትምህርቲን ዓይንትን ዞባ ስ/ምዕራብ ብ/ሽረ   ተደላይ ኽእልት ብኣይ.ሲ.ቲ ወይ ብኮምፒተር ሳይንስ ዝተመረቐ/ት ብ1ይ ዲግሪ 9 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ ብ2ይ ዲግሪ 7+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኾይኖም ናይ ብቅዓት መረጋገፂ ደረጃ 4 ተመዚኑ ብቁዕ ዝኾነ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ ምኳኑ መረዳእታ ዘቅርብ  
ተወሳኺ ኣንብብ

በዓል መዚ ልማዓት እቶት ትግራይ
በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክ/ትገራይ በዚ ትሕት ኢሉ ዝተሓበሩ ረቋሒ መሰረት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይዕድም ብኤ ዲግሪ ብኣካውንቲንግ ታክሲ ኣድሚኒስትሬሽን፣ ፐፕሊክ ፋይናንስ፣ ቢዝነስ ማናጅመንት፣ ማናጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ 0ዓመት   
ተወሳኺ ኣንብብ