Led expert

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን
መብርሂ

ሮ  ትልምን ፋይናንስን  አብ  ሽረ  እንዳስላሴ   ዝርከብ ( local  Economic  Development (Led)  Expert  ብቑፃር  ሰራሕተኛታት   ኣወዳዲሩ   ክማልእ ስለዝደሊ  ነቲ  ረቆሒ  ተማልኡ  ክትወዳደሩ  ቢሮ  ይዕድም::

Work experience : ብኢኮኖሚክስ ቢዝነስ አድሚኒሰትረሽን ስታትስቲክስ ዲቨሎፕመንትን ተመሳሰልትን

ስራሕ ልምዲ : 5 ዓመት

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ
  • ተወዳደርቲ ዘለዎም መረዳእታ ዋናን ምስ ዘይምለስ ኮፒን CVን ከቅርቡ ይግባእ

  • ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ማለት ምስ ዝተጠቀሰ ስራሕ መደበ ቀጥታ ርክብ ዘለዎን ጥራሕ እዩ

  • ካብ መንግስታዊ ቤት ዕዩ ወፃኢ ዝርከብ ስራሕ ግብሪ ዝተኸፈለሉ ምኮኑ ካብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት መረዳእታ እንትቕርብ ጥራሕ እዩ

  • ነቲ ረቆሓ ዘየማልኡ ኣይተአናገድን

  • ካብ መንግስታዊ ቤት ዕዩ ወፃኢ ዝርከብ ስራሕ ልምዲ ስራሕ ግብሪ ዝተከፈለሉ ምኮኑ መረዳእታ ክቕርብ አለዎ

  • ብድስፕሊን ዝተቐፀዐ ይርጋ ዘመኑ ዘይኣኸለ አይወዳደርን

  • ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 29/12/2006 ዓ/ም 6/1/2007 ዓ/ም አብ ቢሮ ቑ1- 12 ኣብ ስራሕ ሰዓት

  • ፈተና ዕለት ብዉሽጢ ምልክታ ይግለፅ


 

Share this Post:
ድሕሪት