ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ
ኣብ ኤጅንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ  ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብዝውውር ብቑፃርን ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ደረጃ ትምህርቲን ዓይንትን ዞባ ስ/ምዕራብ ብ/ሽረ   ተደላይ ኽእልት ብኣውቶሞቲቨ ዝተመረቐ/ት ብ1ይ ዲግሪ 9 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ ብ2ይ ዲግሪ 7+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኾይኖም ናይ ብቅዓት መረጋገፂ ደረጃ 4 ተመዚኑ ብቁዕ ዝኾነ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ ምኳኑ መረዳእታ ዘቅርብ  
ተወሳኺ ኣንብብ

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ
ኣብ ኤጅንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ  ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብዝውውር ብቑፃርን ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ደረጃ ትምህርቲን ዓይንትን ዞባ ስ/ምዕራብ ብ/ሽረ   ተደላይ ኽእልት ብኣይ.ሲ.ቲ ወይ ብኮምፒተር ሳይንስ ዝተመረቐ/ት ብ1ይ ዲግሪ 9 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ ብ2ይ ዲግሪ 7+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኾይኖም ናይ ብቅዓት መረጋገፂ ደረጃ 4 ተመዚኑ ብቁዕ ዝኾነ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ ምኳኑ መረዳእታ ዘቅርብ  
ተወሳኺ ኣንብብ