| አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ጨንፈር መካየዲ ስራሕ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ የካቲት 2, 2008 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሓሙስ የካቲት 10, 2008 |
| ቦታ | አክሱም |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ስራሕ ደለይቲ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተቀመጠ ረቀሒ እተማልኡ አድላይ መመዘኒ ብምሃብ ንክትምዝገቡ ንዕድም |
| ትምህርቲ ደረጃ | ቀዳማይ ዲግሪን ልዕሊኡን አተሓሓዛ ሒሳብን፣ ባንክን ፋይናንስን ፣ማናጅመንት ፣ኤኮኖሚክስ |
| ተደላይይ ክእለት | ኣብ ስራሕቲ ሒሳብ ዕቃርን ልቃሕን ካልኦት ተዘዋወርቲ ልቃሓት ዝሰርሐ ኣብ ትካል ማይክሮ ፋይናንስ ብንኡስ ጨንፈር መካየዲ ስራሕ፣ ብጨንፈር መካየዲ ስራሕ ፣ ብጨንፈር አካዉንታንት 5 ዓመትን ልዕሊኡን ዝሰርሐ |
| ልምዲ ስራሕ | 5 ዓመትን ልዕሊኡን |
| መተሓሳሰቢ | ምዝገባ: ካብ 01/ 06 /2008 ዓም ክሳብ 10/ 06 /2008 ዓም መመዝገቢ ቦታ : አብ ቤት ፅሕፈት አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ጨንፈር አክሱም ቤት ፅሕፈት አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ |