| ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ቴክኒክን ሙያን ዉቅሮ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ሓጋዚ ኢንስትራክተር |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሓሙስ ነሓሰ 16, 2011 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ቀዳም ሓምለ 27, 2011 |
| ቦታ | |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 0 |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ኣፓረንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 3 |
| መብርሂ | ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ቴክኒክን ሞያን ዉቅሮ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ደለይቲ ስራሕ ኣወዳዲሩ ብመምህርነት ሞያ ብኩንትራት ክቆፅር ስለ ዝደሊ ንተወዳዳርቲ ይዕድም |
| ትምህርቲ ደረጃ | Agricultural Engineering and mechanization Farm Machinery ,Biosystems Engineering ,Agricultural ,Bioprocess Engineering |
| ተደላይይ ክእለት | ሓጋዚ ኢንስትራክተር |
| ልምዲ ስራሕ | 0 ዓመት |
| መተሓሳሰቢ | መመዝገቢ ቦታ ዉቅሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ካብ ዕለት 20-28/12/2011ዓ/ም ቢሮ ቁፅሪ 19 ኣመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ካልእ ይጠቅመና ዝበልዎ መረዳእታ ኦርጅናል ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዞም ክቐርቡ ይግባእ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብናይ ዉሽጢ ምልክታ ይግለፅ |