https://milkta.com/ti/jobs/display/8195
ምድሓን ጋብዮን ፋብሪካ
መፀውዒ መደብ ረ/ኦፕሬተር ሰራተኛ
ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ነሓሰ 13, 2011
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰሉስ ነሓሰ 14, 2011
ቦታ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ 0
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ኣፓረንት
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 3
መብርሂ

ምድሓን ጋብዮን ፋብሪካ/ ኣዳነ ሓጎስ/ ዝተበሃለ ድርጅት ብማሽን ረዳት ኦፕሬተር ሰራሕተኛ ብማሽን ሙያ ዝተመረቐ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለ ዝደለየ በቲ ቀሪቡ ዘሎ ረቓሒ ዘማለአ ዶክሜንት ብምቅራብ ዝወዳደር ምካ ንገልፅ

ትምህርቲ ደረጃ

ዲፕሎማ

ተደላይይ ክእለት

ረ/ኦፕሬተር ሰራተኛ

ልምዲ ስራሕ

0 ዓመት

መተሓሳሰቢ

በቲ ተቐሚጡ ዘሎ ረቃሒ ዘማልእ ተወዳዳራይ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ንተኸታታሊ 04 ኣርባዕተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣለኒ ዝትብልዎ መረዳእታ ዱክመንት ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒኡ ብምሓዝ መድሓን ጋብዮን ፋብሪካ ኣብ ስራሕ ሰዓት እናቐረብኩም ምምዝጋብ ዝካኣል ምካኑ ነተሓሳስብ

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle