| ቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ ምብራቅ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ኪኢላ ጥርዓን ሰማዒት |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ ነሓሰ 8, 2011 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሓሙስ ነሓሰ 9, 2011 |
| ቦታ | |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 2-5-4-2 |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ኣፓረንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ምምሕዳር ዞ/ዶ/ምብረቕ ንዘለዎ መደብ ስራሕ ፣ ተሓሳቢነት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስ ዝደለየ ነዚ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ በዚ ዝስዕብ ረቓሒ መሰረት ክትወዳደሩ ንሕብር |
| ትምህርቲ ደረጃ |
|
| ተደላይይ ክእለት | ኪኢላ ጥርዓን ሰማዒት |
| ልምዲ ስራሕ | ብዲግሪ ተሓሳቢ 0 ዓመት |
| መተሓሳሰቢ | ተወዳደርቲ ኣብ እዋን ምዝገባ ኦርጅናል መረዳእታ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዞም ይቅረቡ ናይ ምዝገባ እዋን 07/12/2011 ዓ/ም ክሳብ 09/12/2011 ይከዉን ኣድራሻ ፊት ንፊት ማረት ንዉሽጢ እትዉ ኢልካ ዝርከብ ህንፃ 2ይ ደብሪ ቢሮ ቑፅሪ 27 |