| ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ጨንፈር ስራሕ መካየዲ/ት |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ ታሕሳስ 8, 2006 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ ታሕሳስ 14, 2006 |
| ቦታ | ሽረ-እንዳስላሴ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ኣደዳየ ማክሮ ፋይናንስ ዝሰርሕ ሓደ መካየዲ/ት ስራሕ ካብ ደለይቲ ስራሕ ኣወዳዲሩ ከነዛውር፣ ክነዕብን ካብ ደገ ክንቆፅርን ንደሊ። በዚ መሰረት ክትቁፀሩ ትደልዩ/ያ ደለይቲ ስራሕ ከተመልክቱ/ታ ንዕድም። 5 ዓመት 1ይ ዲግሪ ብማናጅመንት፣ ኣተሓሕዛ ሒሳብ፣ ብኢኮኖሚክስ፣ ባንክን ፋይናንስን ብኣተሓሕዛ ሒሳብ ብስራሕቲ ዕቋር ልቃሕን ልምዲ ስራሕ ዘለዎ ኣብ ዝተፈላለዩ ፋይናንስ ትካላት ዝሰርሐ/ት |
| ትምህርቲ ደረጃ | |
| ተደላይይ ክእለት | |
| ልምዲ ስራሕ | |
| መተሓሳሰቢ | ምዝገባ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ካልኣይ ደብሪ ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ምዝገባ ዕለት ካብ 7-04/2006-14/04/2006 ዓ/ም ተደላይይ መረዳእታ መረዳእታ ትምህርቲ፣ ቀጥታን ተመሳሳሊን ልምዲ ስራሕ ካልኦት ሓገዝቲ መረዳእታታት ኦርጂናልን ፎቶ ኮፒን ፆታ ኣይፈሊን
|