ዩንቨርስቲ መቐለ
ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕ ስራሕ ማሕበር ሸማቶ ሰራሕተኛታት ዩኒቨርሲቲ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደባት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ መመልከቲ ነቲ ዝተቀመጠ ረቀሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትምዝገቡ እትክእሉ ምካኑ ንሕብር
ተወሳኺ ኣንብብ

ዩንቨርስቲ መቐለ
ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕ ስራሕ ማሕበር ሸማቶ ሰራሕተኛታት ዩኒቨርሲቲ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደባት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ መመልከቲ ነቲ ዝተቀመጠ ረቀሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትምዝገቡ እትክእሉ ምካኑ ንሕብር
ተወሳኺ ኣንብብ

ፍር ስዋኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ
ትካልና  ፍረስዉኣት ኢንዳስትርያል ሓ ∙ዝ ∙ዉ ∙ማ ንሓዱሽ ዎርክሾፕ ካብዚ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደበኛ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ
ኮሚሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይና ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ብቀዋምነት ክቆፅር ይደሊ
ተወሳኺ ኣንብብ

ዋና ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ /ህ.ወ.ሓ.ት/
ዞባ ክልል ስትፍ ህወሓት ቤት ፅሕፈት ሓደ ሰራሕተኛ አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደለየ በዚ ዝስዕብ ረቀሒ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ
ቢሮ  ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ደገ ዝዉፀ ቁፃረር ክቆፅር ይደሊ
ተወሳኺ ኣንብብ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ሲዒቡ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ተወሳኺ ኣንብብ

ፍረ ስዉኣት ኢንዱስተሪ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ
ትካል ፍረ ስዉኣት ኢንዳስትርያል ሓ. ዝ .ዉ .ማ ንሓዱሽ ወርክሾፕ ብዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ተወሳኺ ኣንብብ

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተጠቂሶም ዘለዎ ዓይነት ሞያታት ኣብ ትሕቲ ጥዕና ቢሮ ዝርከባ ጥዕና ትካላት ኣወዳዲሩ ክምድብ ስለዝደሊ ነቲ ረቋሕ እተማልኡ ደለይቲ ስራሕ ካብ 29 /04/ 2008 ዓማ ክሳብ 09/ 05 /2008 ዓም ክትምዝገቡ ነተሓሳስብ ኣብ ዝተመደቦ ቦታ 2ተ ዓመት ከገልግል ፍቃደኛ ዝኮነ /ት