ምልክታ ጨረታ
Back
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ
መሸጣ /
ካልኦት ዝሽወጡ ገፅ 34
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ ካልኦት ዝሽወጡ ገፅ 34
ትካልና ዲቢኤል ኢንዱስትሪ ሓ.ዝ.ው.ማሕበር ደረጃ “B”ን “ C”ን ተረፈ ምህርቲ (Knitting rags) በዝሒ 250 ኩንታል ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ። ሰዓርቲ ናይ 03 (ሰለስተ) ኣዋርሕ ኩንትራት ክኣስርን ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ኣብ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 12, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 15, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኩሓ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሕዳር 15, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቋሚ ንብረት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 12, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 18, 2011 06:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 18, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዝሽወጡ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ (ማ.ረ.ት) ዝተፈላለዩ ዓይነት ዘገልገሉ ንብረታት ብጨረታ መልክዕ ክትሸይጥ ስለ እትደሊ ኣብቲ ጨረታ ክተሳተፉ እትደልዩ ተጫረትቲ ንሕድሕድ ንብረት እተገዝአሉ ዋጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ ገይርኩም እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 21/03/2011 ዓም ሰዓት 11:00 ድ.ቀትሪ ኣብ ዘለው ናይ ስራሕ መዓልታት ናብ ቢሮ ቁፀሪ 304 ክትቀርቡ ንዕድም። ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 24/03/2011 ሰዓት 3:00 ናይ ንግሆ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማረት መቐለ ምዃኑ እናገለፅና እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብኽፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 11, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 21, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 24, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:20.00
ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ዓብይ ዓዲ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዝተፈላለዩ ዓቐን ዘሎዎም ዘገልገሉ ናይ ትቦታትን መገጣጥምን ናይ መኪና ጎማን ባትርን ከምኡውን መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።ዓዲ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዝተፈላለዩ ዓቐን ዘሎዎም ዘገልገሉ ናይ ትቦታትን መገጣጥምን ናይ መኪና ጎማን ባትርን ከምኡውን መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 10, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 30, 2011 04:15 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ዓ/ዓዲ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ሕዳር 30, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ናይ ወ/ደ/ተምቤን ከተማ ሃገረ ሰላም ናይ ሂወት ፀባን ውፅኢት ፀባን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ንመሳለጢ ዝዓደገታ ኣውቶብሰ (መኪና) ኣወዳዲራ ክትሸይጥ ትደሊ።ስለዚ በቲ ዝወፀ ጨረታ መሰረት ዓቅሚ ዘለኩም ክትጫረቱ ብግልፂ ትዕድም።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 7, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 21, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 21, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት 1ይ ዙር ዕደጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ምድብ1 (lot)ሃለቅትን ቀወምትን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ምድብ2 (lot) ሃለቅቲ ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት፣ ምድብ3 (lot) ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ምድብ4 (lot) ናይ መኪና ሃለቅቲ ኣቅሑት፣ ምድብ5 (lot) ፈርኒቸር ኣቅሑት፣ ምድብ6 (lot) ዘገልግሉ ንብረታት ንጨረታ ንምቅራብ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ኣወዳደሩ ክዕድግ ክሸይጥን ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 7, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 18, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 18, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ዘለዉ ዘገልገሉ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ጨረታ ሰነድ ወሲድኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 4, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 18, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 18, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:1.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ኮንስትራክሽን ፣መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዝተፈላለየ ዘገልገለ ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 28, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 28, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:1500.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሓ.ዝተ.ው.ማሕበር ዘገልገለ መእሰሪ ፕላስቲክ ሽዎ ፣ ብትን ፕላስቲክ፣ ትርሽዋ፣ በርሚልን ጣውላን ስራሕ ፍቃድ ንዘለዎም ተጫረትቲ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ። ስለዝኾነ እዚ ዝስዕብ ረቋሒታት ዘማልኡ ታጫረትቲ ንክጫረቱ ይዕድም።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 30, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 30, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ዝርከብ ዝውገድ ንበረት ኮይኑ ፣ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብ ወረድኡ ዝርከቡ ግልጋሎት እናሃቡ ዝፀንሑ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት፣ በራሚል፣ ዝተፈላለዩ ወንበራት፣ስፖንጅ ወንበር፣ወዘተ ዝመሳሰሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 17, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥቅምቲ 25, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ሮብ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 28, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:1000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
ተወሳኺ ኣንብብ
First
Previous
30
31
32
33
34
35
36
37
38
Next
Last ›
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (45)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(17)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(25)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (650)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(365)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(71)
ስራሕቲ ማይ(185)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(75)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (2873)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (738)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(613)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2297)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (137)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(84)
ኦዲት ተዛማድኡን(95)
ሕርሻ (270)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(146)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(37)
ሕርሻ መሺነሪ(32)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(21)
ህንፃ መሳርሒ (1408)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(299)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(762)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(90)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(149)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(425)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1195)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1327)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(65)
ምምካር (101)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(44)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(18)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (34)
ትምህርቲን ስልጠና (110)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(119)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(13)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1226)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(762)
ምግጣምን ፅገናን(50)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(700)
ምግብን መስተን (306)
ኣቅርቦት ምግቢ (284)
ካፌን ሬስትራንትን(79)
እግድ (21)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(9)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(7)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (38)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (970)
ገዛ ፈርኒቸር(17)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1023)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(52)
ጥዕና (193)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(212)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (229)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(128)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(134)
ፅገና (387)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(182)
ፅገና ሞተርሳይክል(139)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(49)
ፅገና ተሽከርካሪ(236)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(48)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (249)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(217)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(50)
ምስሊን ቀረፃን (8)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(12)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (919)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1134)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(303)
ስራሕቲ ምልላይ (29)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(22)
ክራይ (387)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(32)
መኪና ክራይ(431)
ማሽነሪ ክራይ(135)
መሸጣ (765)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(12)
ካልኦት ዝሽወጡ(417)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(431)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (48)
ስራሕቲ ሓለዋ(33)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(31)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (509)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(892)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(70)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(18)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (314)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(24)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(325)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (61)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (171)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(318)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (376)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(214)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (125)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(167)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(44)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(3)