ምልክታ ጨረታ
Back
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ
ኮንስትራክሽን /
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን ገፅ 25
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን ገፅ 25
ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ሓድሽ ግሬን ኤጅ ኣብ ቀበሌ 01 ካብ ኮንደሚኒየም ምውፃእ ወርቂ ናብ ከባቢ ሓፁር ሆስፒታል ከምኡ ውን ካብ ሓፁር ሆስፒታል ናብ እንዳ ጥዑም ቡና ቤት ብውልቀ ደኣንት ማለት ደቀቅትን ኣናእሽተይን ንግዳዊ ትካላት ማለት ሽርክና ማሕበራት ደረጃ 8ተ ኣናእሽተይ ጂሲኣርሲ ኮንትራክተራት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ንዕድም::
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 17, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 6, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ዓዲግራት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 6, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:80.00
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ሸራሮ ዝርከብ ከ/ስ/ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ከተማ ሸራሮ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ኣብ ጣብያ ሓየሎም ዝርከብ ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ጉዳይ መናእሰይ ስፖርትን ከተማ ሸራሮ ዝኮነ ኩለመዳይ ስታዲየም ክስራሕ ብደረጃ በ8ተ ብርኪ ፍቃድ ኣናእሽተይ ትካላት ንግዲ ኮንስትራክሽንን ማሕበራት ብግልፂ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ::
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 16, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 6, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ሽራሮ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 6, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ትግራይ ኩለመዳይ ዕደጋ ፌደሬሽን ኣብ ሓሚዳይ ዝርከብ ዝተጀመረ ህንፃ ክሳብ 1ይ ደብሪ ኣስሪሑ ከጠናቅቅ ይደሊ:: ስለዚ እቲ ህንፃ ንምስራሕ ዝተሓደሰ ፍቃድ ዘለኩምን ቫት ዝተመዝገብኩም ክትወዳደሩ ንዕድም::
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 15, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 23, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 23, 2011 09:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:50000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ኮንስትራክሽን ፣መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዝረከብ ዳይሬክቶራት መንገድን ምዕባለን ምምሕዳርን ኣብ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ናይ ዘርባቢት ዓዲ ሕርዲ BC2 መንገዲ ዲዛይን ንምግባር ብ Highway and Bridge consultancy ብርኪ ፍቃድ ብደረጃ RC5ን ልዕሊኡን ዘለዎም ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 6, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 6, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 6, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:20000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ኮንስትራክሽን ፣መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዝረከብ ዳይሬክቶራት መንገድን ምዕባለን ምምሕዳርን ኣብ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ወረዳ ኢሮብ ዓሲምባ እንዳ ቁሳ ሓራዛ ቃራ GC2 መንገዲ ዲዛይን ንምግባር ብ Highway and consultancy ብርኪ ፍቃድ ብደረጃ RC5ን ልዕሊኡን ዘለዎም ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 6, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 6, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 6, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ናይ ቢጂኣይካል ዝስራሕ ኣብ ቤት ትምህርትና ሳይት ክሊር ገይሩ ከረክብ ይደሊ:ስለዚ ዘሎ ዝተኣከበ ሓመድ ድሕሪ ኮሌጅ ትምህርትን መምህራን ኣመራርሓን ዓብይ ዓዲ ዝረከብ ካብ ኮሌጅ መሰናድኦ ቤት ትምህርቲ ሓሊፍካ ዝርከብ ሽንጥሮ ብናይ ባዕሉ ሲኖ ትራክ ዘለዎ ኮይኑ ከረክብ ዝኽእል፤
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 4, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 17, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 17, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:4000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:25.00
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ዋንነቱ ናይ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ዝኾነ ማእከል ኤግዜቪሽን መቐለ ብመንደቅ ንምሕፃር ኣቀዲሙ ፕላንን ቢልኦፍ ኳንቲቲን ክስርሐሉ ስለዝግባእ ነዚ ዝሰርሕ በዓል ሞያ ብፕሮፈፎርማ ኣወዳደሩ ከስርሕ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 16, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 17, 2011 10:59 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 17, 2011 11:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
ተወሳኺ ኣንብብ
መቐለ ቀደማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ኣብ ዝስርሖ ዘመናዊ ማእከል ዕደጋ ኣብ ዘሎ ብሎክ ዝርከብ ዲች ንምስራሕ ስለዝደለና በዚ ናይ ኮንስትራክሽን ስራሕ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ቲንን ዘለኩም ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ስራሕቲ ማለት
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 13, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 22, 2011 10:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 22, 2011 11:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ብቤት ፅሕፈት ማይን ማዕድንን ኢነርጂን ካብ ናይ ስደተኛታት ፅዕንቶ ነካይ ልምዓት ፕሮጀክት ዝተረኸበ ናይ ገንዘብ ድጋፍ ኣብ ዝተፈላላያ ጣብያታት ሓደ ሓድሽ ቼክዳም 6ተ ነባር ቼክዳምን ብፕሮፎም ኣወዳዲሩ ንምስራሕን ንምፅጋንን ስለዝደለየ ብናይ ማይ ስራሕቲ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩምን ደረጃ 9ተ ልዕሊኡን ዘኾንኩምን ተኾናተርቲ ነዞም ቀፂሎም ዝቀረቡ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋውያን ተኾናተርቲ ንኽትጫረቱ ይዕድም።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 6, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 12, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 12, 2011 09:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:7000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ስራሕቲ ማይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት አብ ዞባ ማእኸል ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ህንፃ ብደረጃ BC 6 / GC 7 ልዕሊኡን ተኮናተርቲ ብግልፂ አጫሪቱ አወደዲሩ ከስርሕ ይደሊ ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 1, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 1, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 1, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:300.00
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
ተወሳኺ ኣንብብ
First
Previous
21
22
23
24
25
26
27
28
29
Next
Last ›
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (45)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(17)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(25)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (663)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(368)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(73)
ስራሕቲ ማይ(191)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(80)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (2906)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (746)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(615)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2338)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (139)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(86)
ኦዲት ተዛማድኡን(98)
ሕርሻ (271)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(146)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(39)
ሕርሻ መሺነሪ(35)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(21)
ህንፃ መሳርሒ (1445)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(326)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(779)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(92)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(161)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(432)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1213)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1350)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(65)
ምምካር (101)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(44)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(18)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (35)
ትምህርቲን ስልጠና (111)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(121)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(14)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1237)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(767)
ምግጣምን ፅገናን(51)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(706)
ምግብን መስተን (311)
ኣቅርቦት ምግቢ (295)
ካፌን ሬስትራንትን(79)
እግድ (21)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(9)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(7)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (38)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (980)
ገዛ ፈርኒቸር(17)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1036)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(53)
ጥዕና (194)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(213)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (231)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(130)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(134)
ፅገና (391)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(184)
ፅገና ሞተርሳይክል(141)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(49)
ፅገና ተሽከርካሪ(241)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(49)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (253)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(220)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(53)
ምስሊን ቀረፃን (8)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(13)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (932)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1146)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(312)
ስራሕቲ ምልላይ (31)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(24)
ክራይ (393)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(33)
መኪና ክራይ(437)
ማሽነሪ ክራይ(137)
መሸጣ (777)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(13)
ካልኦት ዝሽወጡ(429)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(437)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (50)
ስራሕቲ ሓለዋ(34)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(32)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (537)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(951)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(79)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(19)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (324)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(28)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(333)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (64)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (172)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(320)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (380)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(218)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (126)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(168)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(46)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(3)