ምልክታ ጨረታ
Back
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ
ምግብን መስተን /
ኣቅርቦት ምግቢ ገፅ 25
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ ኣቅርቦት ምግቢ ገፅ 25
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2011 በጀት ዓመት ዘድሊ ሎት 1 ናይ ሰራሕተኛታት ናይ ስራሕ ኽዳንን ጫማን፣ ሎት 2 መጋረጃታት፣ ሎት 3 ዝተፈላለዩ ናውቲ ፅሬት ፣ ሎት 4 ዓራት፣ ሎት 5 ፀባ፣ ሎት 6 መሳርሒ ፅሕፈት፣ ሎት 7 መለዋወጢ ኣቅሑት ተሸከርከርቲን ማሽናትን ፣ ሎት 8 ንፅገናታት ዝውዕሉ መፋትሕን ማሽናትን፣ ሎት 9 ዲስክ ቶፕ ኮምፒተራት፣ ሎት 10 GI ከምኡውን DCI ቱቦታትን መገጣጠምታትን ሎት 11፣ GI ከምኡውን GS ቱቦታትን መገጣጠምታትን፣ ሎት 12 HDPE መገጣጠምታትን GI GS ቱቦታትን መገጣጠምታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ሕጋውያን ተወዳደርቲ ጨረታ ሰነድ ብምውሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 24, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 3, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 3, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / መጋረጃን ምንፃፍን/ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ህንፀት መቐለ ንሕጊ ተሃነፅቲ ን2011ዓ/ም ንዓመት ማይን መብራህትን ብመንግስቲ ዝኽፈል ውዕሊ ኣሲሩ ከመግብ ዝደሊ ነጋዳይ ውዕሊ ክኣስርን ከምኡውን ሓደገኛ ሓፁርን ናይ ኤሌክትሪክ ንብረትን ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ንብረትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይድሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 19, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 5, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 5, 2011 05:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር/
ተወሳኺ ኣንብብ
ማእከል ቤት ህንፀት ኣክሱም ንተሃነፅቲ ሕጊ ዝዉዕል ምግቢ ኣብ ዝህነፅሉ ቦታ እናቅረቡ ንዝምግቡ ሕጋውያን ነጋዶ ብሕጋዊነት ዝተወደቡ ማሕበራትን ኣጫሪቱ ንሐደ ዓመት ውዕሊ ኣሲሩ ከመግብ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 19, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 5, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣክሱም
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 5, 2011 04:15 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:20000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /
ተወሳኺ ኣንብብ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ አበራ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም 2ይ ዙር ዕደጋ ነቲ ሆስፒታልና ግልጋሎት ዝውዕሉ መለዋወጢ ኣቅሑት ጀነሬተር፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ ኣቅሑት ቢሮ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኮምፒተር ፣ መሳርሒ ሕትመት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ደንቢ ኽዳን ፣ ሸቀጣ ሸቀጥ ጥረምረ ኣሕምልቲ ፍረምረ፣ ግልጋሎት ስፌት ዓለባ፣ ዕገና ኮምፒተርን ተዛመድትን ፣ ምድላው ባልትና፣ ባኒን እንጀራን ብዝተፈላለየ ምድብ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 15, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 28, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ሐመራ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 28, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ምግቢ፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 12, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 25, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ማይጨዉ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 25, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ /
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ማእኸል ቤት ህንፀት ራያ ኣላማጣ ዝርከቡ ናይ ሕጊ ተሃነፅቲ ንሓደ ዓመት ብኹንትራት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከመግብ ስለዝደለየ፤
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 8, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 2, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 2, 2011 05:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:25000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ማእከል ህንፀት ዉቅሮ ንተሃነፅቲ ሕጊ ንሓደ ዓመት ዝኸውን ውዕሊ ኣሲሩ ክምግብ ዝኽእል ሕጋዊ ነጋዳይ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክህብ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 30, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 18, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ዉቅሮ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 18, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /
ተወሳኺ ኣንብብ
ሆስፒታል ኩሓ ነቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል መደብ 1 መድሓኒትን ናውቲ ሕክምናን : መደብ 2 ዝተፈላለዩ ንሕሙማት ግልጋሎት ዝውዕሉ ጥረምረ (ጣፍ፣መኮረኒ፣ሩዝ፣ጨው፣በርበረን ንሕሙማት ዘገልግል ፃባ) : መደብ 3 ፅሬት መሳርሒ : መደብ 4 መሳርሒ ፅሕፈት፣ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 10, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኩሓ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 10, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ማእከል ቤት ህንፀት ኣክሱም ንተሃነፅቲ ሕጊ ዝዉዕል ምግቢ ኣብ ዝህነፅሉ ቦታ እናቅረቡ ሕጋውያን ነጋዶ ብሕጋዊነት ዝተወደቡ ማሕበራትን ኣጫሪቱ ንሐደ ዓመት ውዕሊ ኣሲሩ ከመግብ ይደሊ። ብተወሳኺ ድማ ነቲ ትካል ኣገልግሎት ዝውዕል ፅሕፈት መሳርሒ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ፐሮጀክተ ፅገናን ወርክሾፐ ዘገልግሉ ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 16, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 3, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣክሱም
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 3, 2011 04:15 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ካብ መንግስቲን ብዝተፈቀደሉ በጀት ንሆቴል ማኔጅመንት ንምግቢ ምድላው ዘድልዩ ዝተፈላለዩ ኣቑሑ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ክኣስር ይደሊ ስለዚ፤
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 24, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጥቅምቲ 24, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /
ተወሳኺ ኣንብብ
First
Previous
21
22
23
24
25
26
27
28
29
Next
Last ›
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (45)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(17)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(25)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (663)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(368)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(73)
ስራሕቲ ማይ(191)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(80)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (2905)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (744)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(615)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2334)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (139)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(86)
ኦዲት ተዛማድኡን(98)
ሕርሻ (271)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(146)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(39)
ሕርሻ መሺነሪ(35)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(21)
ህንፃ መሳርሒ (1445)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(325)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(778)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(92)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(161)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(432)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1212)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1349)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(65)
ምምካር (101)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(44)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(18)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (35)
ትምህርቲን ስልጠና (111)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(121)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(14)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1237)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(767)
ምግጣምን ፅገናን(51)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(706)
ምግብን መስተን (311)
ኣቅርቦት ምግቢ (295)
ካፌን ሬስትራንትን(79)
እግድ (21)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(9)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(7)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (38)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (979)
ገዛ ፈርኒቸር(17)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1035)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(53)
ጥዕና (194)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(213)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (231)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(130)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(134)
ፅገና (391)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(184)
ፅገና ሞተርሳይክል(141)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(49)
ፅገና ተሽከርካሪ(240)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(49)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (253)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(219)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(53)
ምስሊን ቀረፃን (8)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(13)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (931)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1145)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(312)
ስራሕቲ ምልላይ (31)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(24)
ክራይ (393)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(33)
መኪና ክራይ(437)
ማሽነሪ ክራይ(137)
መሸጣ (777)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(13)
ካልኦት ዝሽወጡ(429)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(437)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (50)
ስራሕቲ ሓለዋ(34)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(32)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (534)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(947)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(79)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(19)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (324)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(28)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(333)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (64)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (172)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(320)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (379)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(217)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (126)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(167)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(46)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(3)