ቤት ህንፀት ኣክሱም

1 ናይ 2011 ዓ∙ ምዝተሓደሰንግዲፍቃድዘለኩም ዝተሓደሰመቅረባይነትካርዲመለለዩቁፅሪወይድማቲንነምበርተወሳኪእሴትታክስወይድማቫትምስክርወረቀትከምኡዉንናይ ወርሒ መስከረም 2011ዓ∙ ምሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝኸእል።

2 ማሕበራት እውን ተወሳኺ እሴት ታክስ ዝኾኑን ብተወሳኺ በቲ ናይ ማሕበር ሕጊን ደንቢን መሰረት ዘማልኡ ከኾኑ ኣለዎም።

3 ተጫረቲኣብዝቀርብመወዳደሪሰነድስርዝድልዝእንተሃሊዎተቀባልነትየብሉን።ከምኡዉንናይቲትካልሽምንፊርማን:ኣድራሻን:ክህሉኣለዎ። አብ ምግቢ እትወዳደሩ ተወዳዳሮ ነጋዶ ንሓደ ናይ ሕጊ ተሃናፃይ መዓልታዊ 15 ቅርሺ ምስ ቫቱ ምካኑ ፈሊጥኩም ክትወዳደሩ ይግባእ።

4 ሰነድጨረታ ንምግቢ 50.00 ቅርሺ፣ ንፅሕፈት መሳርሒ 50.00 ቅርሺ፣ ፐሮጀክተ ፅገናን ወርክሾፐ ንምዕዳግዘየምለስ 100.00 ቅርሺብምክፋልኣብስራሕሰዓትመፂኢኩምክትወስዱንሕብር

5 እቲጨረታዝክፈተሉድማበቲዕለትእሱ 3 ሕዳር 2011 ዓምሰዓት 4፡00 ተዓፅዩልክዕሰዓት 4፡ 15 ናይንጉሆተጫረቲወይድማሕጋዊወኪሎምኣብዝተረከብሉይክፈትዘይተረከበተጫራታይድማፖስታይክፈት ንዘቅርብዎሕቶግናተቀባልነትዘየብሉምካኑክፈልጥኣለዎ

6 ንፅሕፈተመሳርሒመክበሪጨረታ 5,000 ቅርሺ፣ንናይህንፃመሳርሕን ፕሮጀክት ፅገናን 15000.00 ቅርሺ፣ ወርክሾፕን 3,000 ቅርሺ ፣ ንመግቢ 20000.00ብጥረገንዘብወይድማብሲፒኦከትሕዙክክእልኣለዎ

7 ኣብ ምግብና ዝሰዓረ ነጋዳይ ካብ ዝሰዓሮ ዕለት ጀሚሩ ውዕሊ ካብ ምእሳር ጀሚሩ ኣብ ዝተነፀረሉ ዕለት ስራሕ ዝጅምር ምዃኑ ክንሕብር ንፈቱ።

8 አብ ምግብና እትወዳደሮ ነጋዶ ብሙሉእ ተዘይኾይኑ ብኽፋል ንዝሰዓሮ ዓይነታት ቀረብ ተቀባልነት ከምዘይህልዎ ክንሕብር ንፈቱ።

9 ማእከልቤትህንፀትኣክሱምእቲጨረታዝሓሸመማረፂእንተረኪቡብክፋልይኩንብሙሉእናይምስራዝመሰሉዝተሓለወእዩ

ንተወሳኪሓበሬታብስልኪቁፅሪ 0347-754682 ምድዋልይከኣልእዩ