ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ

1 ተጫረቲ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ :መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪን ካልኦትኣድለይቲ መረዳእታት ከቅርቡ ዝክእሉ

2 መክበሪ ጨረታ 150000 ክትሕዙ ዝክእሉ

3 ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዜ ኣብ ሰራሕ ሰዓት ንብሰወከፈ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 300 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ መቀለ ዋና ቤት ፅሕፈት ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ምዉሳድ ይክእሉ

4 ሰዓራይ ዝኮነ ተጫራታይ በቲ ዉዕሊ ዝአሰረሉ ኮሚሽንን ኣበቲ ዉዕሊ ክልቲኦም ወገነት ማለት እዉን ዉዕሊ ወሃብን ዉዕሊ ተቀባልን ዝተስማምዕሉ መምርሒታትን ተቀቢሉ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

5 ሰዓራይ ጨረታ ናይ ዝሰዓሮ ኮሚሽን 10 ሚእታዊ ብስፒኦ ወይድማ ኣብ ኩነታት ዘይተወሰነ ዉሕስና ባንኪ ከትሕዝ ዝክእል

6 ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ወይድማ ብፖስታ ሳንዱቅ ቁፅሪ 14 ምልኣክ ይክእሉ

7ሰዓራይ ጨረታ ምስ ሰዓሩ ብደብዳቤ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሓሙሽተ መዓልቲታት ናብ ኢንተርፕራዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ብኣካል ብምቅራብ ዉዕሊ ክኣስር አለዎ

8  ሰዓራይ ጨረታ ዉዕሊ እንተይዘይኣሲሩ ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ተወሪሱ ካብቲ ጨረታ ይስረዝ

9 እቲ ጨረታ መጋቢት 30/9/2016 ዓም ንጉሆ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት

10 እቲ ጨረታ ኣብ ዝከፈተሉ ግዘ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ተዝርከቡ ይምረፅ

11 ነዚ ንምዉጋድ ካብ ዝምልክቶ መንግስትዊ ኣካል ድጋፍ ዝተዉሃቦን ቅድሚ ሕዚ ዘወገድ ምንባሩ መረዳእታ ዘቅርብን

12 እቲ እንተርፕራይዝ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0344416727 /  0914734474