ማእኸል ቤት ህንፀትመቐለ

1በዚ ስራሕ ዘርፊ አዚ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን መቕረባይነት ብተወሳኺ ቲን መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎን ቫት ተመዝገብቲ ኰይኖም ናይ ዝሓለፈ ወርሒ 3ተ ወርሒ ጥሪ ለካቲት መጋቢት 2012 ዲክለር ዝገበርሉ  ኮፒ ከቕርብ ዝክእል

2 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ጨረታ መኸበሪ ሎት 1ን2ን4ን5ን6 10000 ቅርሺ ሎት 3 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሕጋዊ ባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ ኣለዎም

3 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብቲ ናይ ቤት ፅሕፈት ዋጋ መምልኢ ጥራሕ ተመሊኡ ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ንጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ ይክእሉ

4 ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝገልፅ ካብ ዕለት 06/09/2012ዓ/ም ክሳብ 21/09/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ቅድሚ ቀትሪ ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈሉ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 6 ክወስዱ ይክእሉ

5 እቲ ጨረታ ዕለት 21/09/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ናይ ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ናይ ቅ/ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ን30 ማዓልታት ይኸዉን ሰዓረይ ዝኮነ ተጫራቲ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈትና የቅርብ

7 ቤትፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 14 54