ምልክታ ጨረታ
Back
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት ገፅ 25
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ጨረታታት ኣብ ትግራይ
ንኹሓ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ንምግዛእ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ካብ ዕለት 20/07/2016ዓ.ም - 30/07/2016ዓ.ም ካብዚ ንተታሕቲ ዝተዘርዘሩ ሮቃሕታት ዝተማልኡ ነጋዶ ይዕድም ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 20, 2016 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 27, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኩሓ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 27, 2016 05:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ባትሪ ቦሊደን ንክትዕድግ ስለዝደለየት::
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 18, 2016 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 23, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 23, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ስራሕ ዕድል ፈጠራ ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት፤ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት፤ ናይ ኮምፒተርን ኣክሰሰርን ኣቕሑት፤ ኤለክትርክ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 18, 2016 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 30, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ዕዳጋ ሓሙስ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 30, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ማእኸል ህንፀት መሰልጠኒ መናእሰይ ትግራይ ኣብ 2016 ዓ/ም 2ይ ዙር ግልፂ ጨረታ ካብ ዝተመደበልና በጀት መሰረት ብምግባር ናይ ማተሪያል /ንብረት/ዕድጊት ንምክያድ ናይ ፅሕፈት መሳረሒ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ናይ ሕትመት መሳርሒ፣ ናይ ኮንስትራክሽን መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒ፣ ናይ ማይ መሳርሒ፣ ናይ ሳፌታ ጨርቃ ጨርቂ መሳርሒ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሕት፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒን ናይ ፈርንቸር ኣቁሕትን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ብግልፂ ጨረታ ንክትወዳደሩ ብኽብሪ ይዕድም ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 13, 2016 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 26, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 26, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ማእከል ህንፀት መሰልጠኒ ማናእሰይ ትግራይ ኣብ 2016 ዓም 2ይዙር ጨረታ ካብ ዝተመደበሉ በጀት መሰረት ብምግባር ናይ ማተሪያል ዕድጊት ንምክያድ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን: ናይ ፅሬት መሳርሕን : ናይ ሕትመት መሳርሒ : ናይ ኮንስትራክሽን መሳርሒ : ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒ : ናይ ማይ መሳርሒ : ናይ ሳፌታ ጨረቃ ጨርቂ መሳርሒ : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒን ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑትን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ብግልፂ ጨረታ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 17, 2016 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 26, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 26, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ኤሌክትሪኒክስ ወይ እዉን ላፕቶፕ: ኮምፒተር :ፕሪንተር :ፕሮጀክተር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 17, 2016 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 27, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኦፍላ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 27, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ጉዳይ ደቂ ኣንስትዩ ክልል ትግራይ ን ቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ ናይ ከዋሽ ዝተረከበ ሐገዘ ናይ ሳኒተሪ ንብረት: ናይ ስተሽነሪ ንብረት: ናይ ፈርኒቸር ንብረት አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 14, 2016 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 23, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 23, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ዝተፈላለዩ መሳርሕቲ ፅሕፈትን : ናይ ኣቅሑትጋራጅን ስቶክ ካብ ዘለዎም መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 13, 2016 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2016 02:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2016 02:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ዝተፈላለዩ ናይ ቤት ፅሕፈት ናይ ዝተፈላለዬ ናይ ፅሬት መሐለዊ አቁሑት (Sanitation materials) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 12, 2016 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 26, 2016 05:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 26, 2016 09:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ክዕደግ ሰለ ዝደለየ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዝእ ይደሊ::
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 12, 2016 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 19, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 19, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
First
Previous
21
22
23
24
25
26
27
28
29
Next
Last ›
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (52)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(17)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(25)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (699)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(365)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(71)
ስራሕቲ ማይ(185)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(75)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (3675)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (738)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(613)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2297)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (181)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(84)
ኦዲት ተዛማድኡን(95)
ሕርሻ (343)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(146)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(37)
ሕርሻ መሺነሪ(32)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(21)
ህንፃ መሳርሒ (1744)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(299)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(762)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(90)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(149)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(425)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1409)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1327)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(65)
ምምካር (138)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(44)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(18)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (34)
ትምህርቲን ስልጠና (162)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(119)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(13)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1522)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(762)
ምግጣምን ፅገናን(50)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(700)
ምግብን መስተን (367)
ኣቅርቦት ምግቢ (284)
ካፌን ሬስትራንትን(79)
እግድ (24)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(9)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(7)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (47)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (1097)
ገዛ ፈርኒቸር(17)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1023)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(52)
ጥዕና (229)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(212)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (264)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(128)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(134)
ፅገና (679)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(182)
ፅገና ሞተርሳይክል(139)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(49)
ፅገና ተሽከርካሪ(236)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(48)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (293)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(217)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(50)
ምስሊን ቀረፃን (17)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(12)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (1444)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1134)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(303)
ስራሕቲ ምልላይ (62)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(22)
ክራይ (601)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(32)
መኪና ክራይ(431)
ማሽነሪ ክራይ(135)
መሸጣ (875)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(12)
ካልኦት ዝሽወጡ(417)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(431)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (68)
ስራሕቲ ሓለዋ(33)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(31)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (987)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(892)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(70)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(18)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (415)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(24)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(325)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (61)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (327)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(318)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (521)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(214)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (215)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(167)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(44)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(3)