ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ክዕደግ ሰለ ዝደለየ ብፕሮፈርማ

ኣዋዳዲሩ ክዝእ ይደሊ::  በዚ መሰረት እዞም ዝሰዕቡ ረቋሒታት እተማልእ ነጋዲ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ::

መምርሒ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም::

2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ::

3. ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪ /TI/ ዘለኩም::

4. ናይ መቕረባይነት ምሰክር ወረቐት ክቕርብ ዝክእል፡፡

5. ምሰ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኸእሉ ምኳንኩም እናገለፀና : መወዳደሪኩም ሽም፣ኣድራሻን፣ ናይ ትካልኩም ማህተምን ፣ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፓሰታ ካብ ዕለት12/07/2016 ዓ/ም ክሳብ 17/07/2016 ዓ/ም ሰዓት 4.00 ክትቕርቡ/ክትወዳደሩ ትክእሉ::

6. እቲ ፕሮፎርማ ዕለት17/07/2016ዓ/ም ሰዓት4.30ኣብ ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ቁፅሪ 08 ይከፈት ::

7. ብእቲ ዝቐርብ ፅሬቱ ዝሓለወ ክኸውን አለዎ እንተዘይኾይኑ ግን ተቐባልነት የብሉን::

8. ኣብ ዋጋ መውሃቢ ሰነድ ስርዝ ድልዝን ግልፂን ዘይኾነ ዋጋ ምምላእ ተቐባልነት የብሉን::

9. ካብዚ ዝተሓተተ ንብረት ወፃኢ ብባዕልኻ ዓይነት ቐይርካ ዋጋ ምምላእ ብፍፁም አይፍቀድን::

10. እዚ ሰነድ ጨረታ ፕሮፎርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኾይኑ ሰለ ዘግልግል እቲ ንብረት አብ ኢዶም ምህላዉ አረጋጊፆም ዋጋ ይምልኡ::

11. ስለዚ ኣነ በዓል ትካል ነዚ ዝተወዳደርኩሉ ስዓራይ እንተኮይነ ነቲ ቤት ፅሕፈት ብዘይምትእጉጓል ኦርጅናል ዝኮነ

ሰራሕ ብስፈሰፊኬሽን መሰረት ንከቕርብ ሓላፍነት ወሲደ ተስማሚዔ ኣለኩ::

12. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎረማ ተራእዪ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጅሚሩ ክሳብ 7 ናይ ሰራሕ መዓልቲ ይኸውን::

13. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ::

14. ናይ ቤት ፅሕፈትና ቲን ቁፅሪ 0026444876 ከምዝኮነ ንሕብር::

15. አቲ ሰነድ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቁፅሪ 08 ኣታዊ ትገበር::

16. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና መፂእካ ምውሳድ ይከኣል::

17. ንተወሳኺ ሓብሬታ ብሰልኪ ቁፅሪ - 03 44-41 65 70/0945825857/0914748486 ሓዱሽ ህንፃ ፊትንፊት ርእሰ ምምሕዳር ክ/ ትግራይ


ታ.ቁዓይነት ንብረትዝርዝር መግልፂበዝሒመዕቀኒነ/ዋጋጠ/መብርሂ
1እስክርቢቶ ብሳምፕልኣርጅናል 1ይ ደረጃቁፅሪ1000
2እስክርቢቶ ፀሊም ብሳምፕልኣርጅናል 1ይ ደረጃቁፅሪ250
3እስክርቢቶ ቀይሕ ብሳምፕልኣርጅናል 1ይ ደረጃቁፅሪ100
4ወረቀት 80 ግራም ባዓል 500 ሽትIsosertifed 210x297mmብደሰጣ150
5ኮምፒተር ወረቀት ሮዛሕብራዊብደስ4
6ኮምፒተር ወረቀት ብጫሕብራዊብደስጣ4
7ኮምፒተር ወረቀት ሰመያዊሕብራዊብደስጣ4
8ባዓል መስመር ወረቀት1ይ ደረጃብደስ4
9አቃፊ ባዓል ብረት ብሰምፕል1ይ ደረጃቑፅሪ100
10ፕሪንተር ቀለም80Aቑፅሪ20
11ፕሪንተር ቀለም05A(P2055D)ቑፅሪ5
12ኤፕሰን ፕርንተርቀለም ናይ(4 ሕብራዊ )L220ቑፅሪ5
13 ፍለሽ32G

ቑፅሪ

20
14ዓብይ ፕላስተርኦርጀናልቑፅሪ5
15ፍለድ ምስ መበፅበፂኡቑፅሪ20
16 እሁ
ቑፅሪ30
17ፕሮቶኮል መዝገብብዓል 200 ቆሰለቑፅሪ5
18 አስቴፕልስ ንእሽተ 24/610 ፓኬት ዝሕዝጋዜት10
19እስቴፕልስ ዓብይ 66/1410 ፓኬት ዝሕዝፓኬት5
20ስቴፕለር ማእከላይ ካንጋሮ DC-E 3351ይ ደረጃቑፅሪ10
ድምር

ነዚ ቅጥዒ ዝመለአ ነጋዳይ

ከልል

ሸም

ፊርማ