ውሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፃን ኣ/ማ

ጨረታ ቑፅሪ CA/0003/2024

ዕለት 10/10/2016

ምልክታ ጨረታ

ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣክስዮን ማሕበር ፤ ኣብ ዓዲሓ B+G+7 ህንፃ ዲዛይን ክነስርሕ ሰለዝደለና ደረጃ ኣርባዕተን ልዕሊዑን ዝኾንኩም ኣማኸርቲ ነዞም ዝስዕቡ ረቚሓታት ተማልኡ ተጫረቲ ክትሳተፉ ንዕድም፡፡

1. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ ግብሪ ኸፋሊ መፍላይ ቲን፣ ናይ ምዝገባ ምስክር ወረቐት፣ ናይ ኣማኻሪ ምዝገባ ፍቓድ፣ ናይ ቫት ምዝገባ ሰርቲፊኬት ከቕርብ ዝኸእል፡፡

2. ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኽበሪ (CPO) ብር 20,000 /ዒሰራ ሽሕ ብር) ከ ቕርብ ዝኽእል።

3. እቲ ሰራሕ ኣብ 3ተ (ሰለስተ) ኣዋርሕ ሰሪሑ ክውድእ ዝኽእል።

4. ድሌት ዘለኩም ተጫረቲ ዘይምለስ ብር 300(ሰለስተ ሚኢቲ : ብር) ብምኽፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ቀበሌ 16 ህንፃ ኣዳነ ሓጎስ(ዶ/ር ማርቆስ ሆስፒታል ዝነበረ) 1ይ ደብሪ ቢሮ ቑፅሪ 212 ብምቕራብ ካብ ዕለት 10/10/2016 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ስዓት ምውሳድ ይካኣል፡፡

5. ተጫረቲ ዝተማለእ ሰነድ ብምቕራብ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ካብ ዕለት 10/10/2016 ክሳብ ዕለት 20/10/2016 ቅድሚ ሰዓት 3:30 ምእታው ይኸእሉ፡፡

6. እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ዕለት 20/10/2016 ቅድሚ ሰዓት 3:30 ተዓሺጉ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ሰዓትይኸፈት፡፡

7. ተጫረቲ ተወሳኪ ሓብሬታ ብቑፅሪ ስልኪ +2519380001111 ምድዋል ተረኺቡ

8. ትካልና ዝ ሐሸ መማረፂ ተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡