ምልክታ ጨረታ
Back
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ምግብን መስተን /
ኣቅርቦት ምግቢ ገፅ 23
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ጨረታታት ኣብ ትግራይ
ኣግበ ቴክኒክን ሞያን መሰልጠኒ ማእከል ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ብዝተፈላለዩ ሞያታት ኣብ ምስልጣን ከምዝርከብ ዝፍለጥ ኮይኑ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፤ ናይ ኤሌክትሪክ ኢንስታሌሽን መሳርሒታት፣ ፅሬት መሳርሒታት፣ ናይ ዝርገሐ ማይ መሳርሒ፤ ናይ ኮንስትራክሽን /ህንፃ/ መሳርሒታት፤ናይ ምግቢ /ሱፐር ማርኬት/ ቀረባት፣ ኮስሞቲክስን ፤ጨርቃ ጨርቅን መሳርሒታት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 15, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣግበ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንናይ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ሕትመት፤ ምግቢ፤ ደንቢ ክዳን፤ ናይ መኪና መለዋጢ ኣቅሑት፤ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 15, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 29, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ማይጨዉ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 29, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:60.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንዝተፈላለዩ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ኣቑሑት፣ ናይ ሕትመት ግልጋሎት፣ ናይ ባኒ ምቅራብ ግልጋሎት፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት፣ ናይ ስፖርት ኣቅሑት፣ ናይ ሞተር ሳይክል መፀገኒ ግልጋሎት፣ ን2011ዓ/ም በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክዕድግ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 1, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 15, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 15, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/
ተወሳኺ ኣንብብ
2ይ ግዜ ጨረታ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ንተምሃሮ ቀለብ ፓስታ፣ ማኮረኒ፣ ሩዝ፣ ማልማላታ፣ ኣስሊ፣ ቲማቲም ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 23, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 2, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 2, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:20.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /
ተወሳኺ ኣንብብ
ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2011 ሽሮ፣ በርበረ፣ ደቖቆን፣ ብርስን ናይ ክርስትያን ናይ ከፍቲ ስጋ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ከምኡውን ምዝ ዝሰዓሩ ውዕሊ ብምእሰር ክገዝእ ይደሊ ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 20, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 2, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 2, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:35.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /
ተወሳኺ ኣንብብ
ጥላሁን ይግዛው ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ 2011 ንሆቴል ማናጅመንት ንስልጠና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ምግቢ ኣቅርቦት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 12, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ታሕሳስ 13, 2011 02:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /
ተወሳኺ ኣንብብ
ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ንተምሃሮ ቀለብ ፓስታ፣ ማኮረኒ፣ ሩዝ፣ ማልማላታ፣ ኣስሊ ቲማቲም ወ.ዘ.ተ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 20, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ታሕሳስ 20, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /
ተወሳኺ ኣንብብ
ማእከል ቤት ህንፀት ዓድዋ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ብመሰረት ዝተመደበሉ በጀት ኣብ ቤት ህንፀት ውሽጢ ዝርከቡ ናይ ሕጊ ተሃነፅቲ ምግቢ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከመግብ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 25, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ዓድዋ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 25, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:30000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /
ተወሳኺ ኣንብብ
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማእከል ህንፀት ዉቅሮ ንተሃነፅቲ ሕጊ ንሓደ ዓመት ዝኸውን ውዕሊ ኣሲሩ ክምግብ ዝኽእል ሕጋዊ ነጋዳይ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክህብ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 27, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ዉቅሮ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ /
ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2011 በጀት ዓመት ዘድሊ ሎት 1 ናይ ሰራሕተኛታት ናይ ስራሕ ኽዳንን ጫማን፣ ሎት 2 መጋረጃታት፣ ሎት 3 ዝተፈላለዩ ናውቲ ፅሬት ፣ ሎት 4 ዓራት፣ ሎት 5 ፀባ፣ ሎት 6 መሳርሒ ፅሕፈት፣ ሎት 7 መለዋወጢ ኣቅሑት ተሸከርከርቲን ማሽናትን ፣ ሎት 8 ንፅገናታት ዝውዕሉ መፋትሕን ማሽናትን፣ ሎት 9 ዲስክ ቶፕ ኮምፒተራት፣ ሎት 10 GI ከምኡውን DCI ቱቦታትን መገጣጠምታትን ሎት 11፣ GI ከምኡውን GS ቱቦታትን መገጣጠምታትን፣ ሎት 12 HDPE መገጣጠምታትን GI GS ቱቦታትን መገጣጠምታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ሕጋውያን ተወዳደርቲ ጨረታ ሰነድ ብምውሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 24, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 3, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 3, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / መጋረጃን ምንፃፍን/ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
First
Previous
19
20
21
22
23
24
25
26
27
Next
Last ›
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (52)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(17)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(25)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (695)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(363)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(69)
ስራሕቲ ማይ(185)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(75)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (3671)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (737)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(613)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2294)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (181)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(84)
ኦዲት ተዛማድኡን(95)
ሕርሻ (343)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(146)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(37)
ሕርሻ መሺነሪ(32)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(21)
ህንፃ መሳርሒ (1738)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(298)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(762)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(89)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(147)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(423)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1406)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1324)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(65)
ምምካር (138)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(44)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(18)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (34)
ትምህርቲን ስልጠና (162)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(119)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(13)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1519)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(760)
ምግጣምን ፅገናን(50)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(699)
ምግብን መስተን (367)
ኣቅርቦት ምግቢ (284)
ካፌን ሬስትራንትን(79)
እግድ (24)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(9)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(7)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (47)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (1097)
ገዛ ፈርኒቸር(17)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1023)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(52)
ጥዕና (228)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(211)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (262)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(127)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(133)
ፅገና (679)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(182)
ፅገና ሞተርሳይክል(139)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(49)
ፅገና ተሽከርካሪ(236)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(48)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (292)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(216)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(50)
ምስሊን ቀረፃን (17)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(12)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (1443)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1134)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(302)
ስራሕቲ ምልላይ (62)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(22)
ክራይ (601)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(32)
መኪና ክራይ(431)
ማሽነሪ ክራይ(135)
መሸጣ (875)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(12)
ካልኦት ዝሽወጡ(417)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(431)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (68)
ስራሕቲ ሓለዋ(33)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(31)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (979)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(885)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(69)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(18)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (415)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(24)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(325)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (61)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (326)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(317)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (521)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(214)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (215)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(167)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(44)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(3)