ምልክታ ጨረታ
Back
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ኮንስትራክሽን /
ስራሕቲ ማይ ገፅ 17
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ጨረታታት ኣብ ትግራይ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ በጀት ኤስኤምኤም ንበጀት ዓመት 2008 ዓ∙ ም ንናይ ማይን መዓድንን ኢነርጅን ኣብ ጣብያ እንዳስላሰ ካላል መስኖ ማይን መዋህለሊ መስኖ ማይን ምስ ካናሉን ካናል ማይ ምስደጋፊኡ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ዝለዝደሊ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትክእሉ ብስራሕቲ ማይ ደረጃ 7ን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ተኮናተርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 3, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 17, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ፀገዴ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 17, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2008 በጀት ዓመት
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 23, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 27, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 27, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ስራሕቲ ማይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንኣብያተ ፅሕፈት ሃፍቲ ማይን መዓድንን ኢነርጅን ንልምዓተ ሕርሻ ገጠርን ንሓለዋ ጥዕና ወረዳ ራያ ዓዘቦ ብናይ ገበርቲ ሰናይን በጀት ኣቁሑ ኤለክትሮኒክስ ፣ኣቁሑ አብያተ ፅሕፈት ፣ ስረሕቲ ስትራክቸር ማይ ማለት እዉን ሬተይን ዋልን ካነልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝግዝ ከስርሕን ይደሊ ስሊዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ እዞም ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ዝተዓሸገ ፖስታ ንክተቅርቡ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 23, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 9, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ራያ ዓዘቦ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 9, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈትን ልምዓት ሃፍቲ ማይን መዓድንን ኢነርጅን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2008 በጀት ዓመት ደረጃ 7ን ልዕሊኡን ናይ ማይ ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 22, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 9, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ወልቃይት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 9, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንቤት ፅሕፈት ማይን ማአድንን ኢነርጅን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ናይ ሓባር ዒላ ማእከላይ ጎዳጉዲ ንምስራሕ ብናይ ማይ ስራሕቲ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ካብ ደረጃ 5ተን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ስለዝደሊ ንዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ኮንትራክተራት ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 21, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 9, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ታሕታይ ኣድያቦ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 9, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ዝተፈላለዩ ዓይነት ካናለ ፍልፍል ምዕባለ : ቅብብሎሽ : ዘመናዊ ዳይቨርሽንን : ቸክዳማትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕን ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋዉያን ነጋዶ ወይም ኮንትራክተራት ንክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 21, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 9, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣሕፈሮም
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 9, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ዋጅራት ብስሩዕ በጀትን ናይ ቤት ፅሕፈት ማይን መዓድንን ኢነርጅን ስራሕቲ ማይ ኣብ ጣብያ ዓዲ መስኖ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 20, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 9, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ሕንጣሎ ዋጅራት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 9, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎ መከዳ ንቤት ፅሕፈት ማይ ሃፍትን መዓድንን ኢነርጅን ንጣብያ ማርታ ንመ ስኖ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ክልተ ቼክ ዳማት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 15, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 27, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ጉሎመከዳ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 27, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምና ፋይነስን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ዝስርሑ ቼክ ዳማት፣ እስፔስ እርጌሽን ዳይቨርሽን፣ ካናል ኤክስቴንሽን ፣ምንጪ ምጉልባት ብመዐቀኒ መሰረት ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 13, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 26, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ታሕታይ ቆራሮ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 26, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:7000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2008 በጀት ዓመት ብናይ ኤችዲፒ በጀት ኣብ ጣብያ ዓዲፍልሖ ቁሸት ኣምቦ 9 ፣ቁሸት ቆልቆላ 9 ብጠቅላላ 18 ናይ ሓባር ዒላ ደረጃ 7ን ልዕሊኡን ናይ ማይ ስራሕ ፍቃድ ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 13, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 26, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ወልቃይት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 26, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
First
Previous
13
14
15
16
17
18
19
Next
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (50)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(16)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(24)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (691)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(363)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(69)
ስራሕቲ ማይ(183)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(73)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (3629)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (730)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(610)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2262)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (179)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(83)
ኦዲት ተዛማድኡን(94)
ሕርሻ (341)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(145)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(36)
ሕርሻ መሺነሪ(32)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(21)
ህንፃ መሳርሒ (1714)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(293)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(758)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(89)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(140)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(415)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1377)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1295)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(65)
ምምካር (135)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(42)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(17)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (34)
ትምህርቲን ስልጠና (161)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(119)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(12)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1506)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(752)
ምግጣምን ፅገናን(50)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(694)
ምግብን መስተን (358)
ኣቅርቦት ምግቢ (275)
ካፌን ሬስትራንትን(79)
እግድ (24)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(9)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(7)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (47)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (1090)
ገዛ ፈርኒቸር(17)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1016)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(52)
ጥዕና (228)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(211)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (262)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(127)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(133)
ፅገና (664)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(178)
ፅገና ሞተርሳይክል(136)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(47)
ፅገና ተሽከርካሪ(230)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(48)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (288)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(216)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(46)
ምስሊን ቀረፃን (16)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(11)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (1420)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1127)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(286)
ስራሕቲ ምልላይ (62)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(22)
ክራይ (598)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(31)
መኪና ክራይ(429)
ማሽነሪ ክራይ(135)
መሸጣ (869)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(12)
ካልኦት ዝሽወጡ(414)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(428)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (68)
ስራሕቲ ሓለዋ(33)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(31)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (938)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(850)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(63)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(18)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (414)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(24)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(324)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (61)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (324)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(316)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(6)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (518)
ዕድጊት መኪና(14)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(212)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (214)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(166)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(44)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(3)