ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ

  1. በቲ ዘፈር ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ እዚ ዘመን ዘለዎም
  2.  ቁፅሪ መለለዩ ከፈልቲ ግብሪ ዘለዎም
  3.   ናይ መቅረባየነትን ፍቃድ ሞያን ዘለዎም ኮይኖም  ዋናን ቅዳሕን  ከቅርቡ ዝክዝሉ
  4.  ተመዝገብቲ ተወሳኪ  እሴት ታክስ  ዝኮኑ ናይ ወርሒ ሕዳር ወርሓዊ ሒሳብ ዝዓፀዉሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
  5.  ተጨረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ 27 ታሕሳስ 2008 ዓም  ክሳብ 17 ጥሪ  2008 ዓም  ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ዘይምለስ 50 ቅርሺ  ንሕድሕድ ሎት ብምክፋል  ምዉሳድ ይክእሉ ።
  6.  መክበሪ ጨረታ 10,000 ቅርሺ  ብጥረ ገንዘብ ወይንድማ  ካብ ሕጋዊ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ ኣለዎም
  7. ተጫረቲ ናይቲ ዝመልእዎ ሰነድ ጨረታ ብክልተ ቅዳሕ ብምግባር ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ብኑፁር ብምፅሓፍ ናብ ሓደ ዓብዩ ፖስታ ብምዕሻግ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ ዝክእሉ
  8. ጨረታ ዝካየደሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ኮይኑ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ 17 ጥሪ 2008 ዓ∙ ም ሰዓት 4 ፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፂዩ  በቲ ዕለት  ሰዓት 4 ፡30 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይንድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣበ ዝተረከብሉ ይክፈት
  9.  ተጫረቲ ወይንድማ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምረካቦም  ናይቲ ጨረታ ስነስርዓት  ኣይተኣጋጎልን
  10.  ተጫረቲ  ሰዓራይ ኮይኖም  ምስተረከቡ ኣብ ዉሽጢ 10ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ናይ ዝሰዓርዎ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚኢታዊ ብምትሓዝ ዉዕሊ ኣሲሮም ንብረት ብናይ ባዕሎም  መጋዕዝያ ቻብ ዉሽጢ 45 ተከታተልቲ ሰሪሑ ከረክብ ዝክእል
  11.  እቲ ቤት ፅሕፈት  ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
  12. ናይ ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 50 ናይ ስራሕ መዓልቲ እዩ
  13. እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክ ወይንም ምንካይ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ  0914190333 ወይድማ 0918420491    ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ