ምልክታ ጨረታ
Back
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት /
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን ገፅ 14
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ጨረታታት ኣብ ትግራይ
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዞም ቀለፂሎም ብሎት ተጠቂሶም ዘለዉ ንብረታት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም loT1 ሰራሕቲ ሕትመት፣ ሎት 2 ኮምፒተር ታብሌት
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 18, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 5, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 5, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ብናይ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት በጀት ዝክፈል ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ናይ ኤሌክትሪክን ፣ ናይ ኮምፒተርን ኮምፒተር ኣክሰሰርን፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኣቅሑት ናዉቲ ቢሮ/ፈርኒቸር/ ፣ ከምኡ እዉን ብናይ ቤት ፅሕፈት ማይን ማዓድንን ኢነርጅን ብናይ መደበኛ በጀት ዝክፈል ኣብ ጣብያ ዝባን ገደና ዝስራሕ ናይ መስኖ መሰጋገሪ ማለት እዉን ክሮሲንግ ካናልን ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ዝስራሕ 12 ማእኸለዎት ጎዳጉዲ መስተ ማይን ከምኡዉን ብናይ SLMP በጀት ዝኽፈል 2ተ ናይ ሓባር ዒላታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ነዞም ቅድም ኢሎም ዝተገለፁ ዝምልከት ፍቃድ ንግዲ ዘለኩምን ነቲ ናይ መስኖ መሸጋገሪ ማይ ማለት እዉን ክሮሲንግ ካናል ናይ ማይ ተንከፍ ስራሕቲ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ደረጃ 10 ደቀቕቲ ዝኮንኩምእተን 12 ማእኸለዎት ጎዳጉዲ ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ከምኡ ዉን ነተን 3ተ ናይ ሓባር ዒላ ደረጃ 11 ደቀቅቲ ዝኮንኩም ነዞም ዝስዕቡ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ኮንትራክተራት ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 18, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 1, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 1, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15001.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ስራሕቲ ማይ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪ ፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ከገዝእ ስለዝደልይ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 16, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 18, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 18, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስጎዶም ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ፣ ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑት ፣ ስራሕቲ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዲሩ ክገዝእ የደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 16, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 17, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 17, 2012 04:02 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ማእከል ምርምር ሕርሻ ሑመራ ብናይ መደበኛ በጀት 2012 ዓ/ም ኮምፒተራት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ረቃሕታት እተማልኡ ሰነድ ጨረታ ካብ ኢንስትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ክፍሊ ቁፅሪ 09 ብምዕዳግ ክትወስዱ ትክእሉ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 16, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 1, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 1, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ካብ ፕሮግራም ዕብየት ሕርሻ ብዝተረኸበ በጀት ላፕቶፕ ኮምፒተራት ኣብቲ ዘፈር ዝተዋፈሩ ብቁዓትን ሕጋዉያን መቕረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 15, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 17, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 17, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን 2012በጀት ዓመት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናዉቲ ኮምፒተርን ፣ ፈርኒቸር / ናዉቲ ቤት ዕዮ ፣ ኣቅሑት መለዋወጥን ጎማን መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎም ዝግብኡ ረቃሕታት እዞም ዝስዕቡ እዮም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 11, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 26, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም መጋቢት 26, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ካብ ፕሮግራም ዕብየት ሕርሻ ብዝተረኸበ በጀት ላፕቶፕ ኮምፒተራት ኣብቲ ዘፈር ዝተዋፈሩ ብቁዓትን ሕጋዉያን መቕረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 11, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 14, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 14, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
መሓሪ ፀጋይ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ኣፅቢ ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ዕንፀይቲ መሳርሒ /ጣዉላ መሳርሒ/ ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ናይ ሕትመት ኣቅሑት ፣ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ንዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 9, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 22, 2012 02:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: Atsbi
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 22, 2012 02:02 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲግራት ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ንምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕሉ ቀወምትን ሃለቅትን ንብረታት በግልፂ ጨረታ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ብዓይነታት ዘፈር ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣መሳርሒ ህንፃ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ ናይ ኮምፒተርን ኮምፒተር ተዛመደትን ኣቅሑትን ፣ ኣቅሑት ፈርኒቸር ፣ ናይ ኣዉቶ / መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት/ ካብ ዝምልከቶም ሕጋዉያን ነጋዶ ክገዝእ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 23, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 23, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
First
Previous
10
11
12
13
14
15
16
17
18
Next
Last ›
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (50)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(16)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(24)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (684)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(362)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(69)
ስራሕቲ ማይ(180)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(70)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (3516)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (696)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(599)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2194)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (165)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(76)
ኦዲት ተዛማድኡን(87)
ሕርሻ (340)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(145)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(36)
ሕርሻ መሺነሪ(32)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(20)
ህንፃ መሳርሒ (1651)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(258)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(746)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(88)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(130)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(410)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1329)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1250)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(62)
ምምካር (132)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(42)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(17)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (31)
ትምህርቲን ስልጠና (159)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(118)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(11)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1473)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(734)
ምግጣምን ፅገናን(46)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(683)
ምግብን መስተን (338)
ኣቅርቦት ምግቢ (261)
ካፌን ሬስትራንትን(73)
እግድ (21)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(7)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(6)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (47)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (1068)
ገዛ ፈርኒቸር(14)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(997)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(52)
ጥዕና (228)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(211)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (260)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(127)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(131)
ፅገና (634)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(165)
ፅገና ሞተርሳይክል(134)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(42)
ፅገና ተሽከርካሪ(220)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(48)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (279)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(211)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(42)
ምስሊን ቀረፃን (15)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(10)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (1392)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1108)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(277)
ስራሕቲ ምልላይ (62)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(22)
ክራይ (587)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(30)
መኪና ክራይ(423)
ማሽነሪ ክራይ(131)
መሸጣ (854)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(12)
ካልኦት ዝሽወጡ(405)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(422)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (67)
ስራሕቲ ሓለዋ(32)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(31)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (839)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(765)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(53)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(14)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (407)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(22)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(319)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (61)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (319)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(311)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(6)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (503)
ዕድጊት መኪና(14)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(197)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (213)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(166)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(44)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(2)