ዝተመቻቸወ አግልግሎት

ሕጉስ ይኹኑ

ሬድዮ ምክትታል ፣ ጋዜጣ ወይምድማ ቦርድ ምንባብ ዝገላግሎም ብአማራፃነት ዝጥቀምሉ ኩሎም ምልክታታት ስራሕን ጨረታታት አብ ሓድ ዝተማኣከለ ቦታ አብ ዝመርፅዎ ሰዓትን ቦታን ኮይኖም ይክታትሉ

Welcome to Milkta.com

Everything you need to know about us.

ስራሕ ደላይይ?

ኩሎም ምልክታት ኣብዚ ክትርከብዎም ይክእሉ/እላ።
ዝሐሸ ኣማራፂታት ብምጥቃም ዕድሎም/ለን የስፍሑ/ሓ ን ይሞኩሩን/ክራን። ክፍቲ ስራሕቲታት ብምክትታል ንባዕለም/ን ን ኣብ ቀረባ ንዝፍለጥዎ/ኦ ሰባት ብምንጋር ዕድሎምን ዕድሎ ፈተውቶምን/ተን የስፍሑ/ሓ።

ብነፃ ይመዝገቡ .

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ.

ምልክታ ስራሕ/ጨረታ ክልጥፉ ይድልዪ?


ዝሐሸ ተበፃሕነት ዝለዎ 24X7 ኣገልግሎቱ ዘይቋረፅ። ተገልገለቲ ኣብ ዘለውዎ ቦታ ኮይኖም ክክታተሉ ዝክእሉ፣ ሓደሽቲ ቴክሎሎጂታት ዝጥቀምን ንተገልገልቲ ምቹ ኮይኑ ብዝተፋላለዩ ቋንቋታት ብኣማራፅነት ዝቀረበ ናይ ስራሕን ጨረታ ምልክታታት ዝወፅሉ ዌብ ፖርታል ‘ዩ።
ስራሕ ይዘርጉሑ .

ተገልገልቲ ኣብ ዝጥዕሞም ሰዓትን ቦታን

Responsive Layout

Powerful Layout with Responsive functionality that can be adapted to any screen size. Resize browser to view.

Retina Ready Graphics

Looks beautiful & ultra-sharp on Retina Screen Displays. Retina Icons, Fonts & all others graphics are optimized.

Powerful Performance

Canvas includes tons of optimized code that are completely customizable and deliver unmatched fast performance.

We believe in Serving the People

ኣድራሻና
ቀዳማይ ውያነ ዕዳጋ እዳራሽ
መቐለ, ትግራይ, ኢትዮጵያ.

(251) 914 702952
(251) 914 033474
(251) 23 471450
(0)1710
(251) 344 411006
(251) 344 416743

Opening Hours

  • Mondays-Fridays: 9AM to 7PM
  • Saturdays: 9AM to 4PM
  • Sundays: Closed