ኪኢላ ፋይናንስ ምምሕዳር ኦፊሰር
Tigray Professional Qualification Certification Agencyኣብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሞያ ክልል ትግራይ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ካብ ደገ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
ብርኪ ትምህርቲ 1ይ ዲግሪን ልዕሊኡን ብአካዉንቲንግÂ ና ኢንሹራንስ ፡ ኮኦፐሬቲቭ አካዉንቲንግÂ ፡ማናጅመንትÂ ፡ኢኮኖሚክስ ዝተመረቀ /ት
ፍልጠት ኣብ ሪፎርማት አሰርሓታት ሲቪል ሰርቪስ አፍልጦ ዘለዎ /ዋ
ክእለት ምዘና መረጋገፂ ብቅዓተ ሞያ ዝምልከቶ እንትከዉን level by level ብርኪ 4/5 ዝበቀዐ/ ት
መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ /ዋ
ስነ ምግባር ፅቡቅ ስነ ምግባር ዘለዎ /ዋ
መደብ ስራሕ በዝሓቶ መስመር ሞያ ን 1ይ ዲግሪÂ 5 ዓመት
መደብ ስራሕ በዝሓቶ መስመር ሞያ ን 2ይ ዲግሪ 4 ዓመት
መመዝገቢ ቦታ
ኣብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 10 ደ/ ከ/ስራሕ አመራርሓ ስራሕቲ ሓየሊ ሰብ
አድራሻ : Â ኤጀንሲ ምርጋግፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ቀበሌ 17 ጥቃ ዕዳጋ ብዕራይ ወይ ክላስተራትና
ንዞባ ሰ ምዕራብ /ሽረ/ ዲሰከ ክላስተር መተሓባበሪ ኣብÂ ማይክሮ ፋይናንስ ህንፃÂ ስ ቁ 0344434335Â ወይ 0914780669
ንዞባ ደቡብ /ማይጨዉ/ ዲሰከ ክላስተር መተሓባበሪ ኣብ የግል ድርጅት ዋስትና ህንፃ ስ ቁ 0347771643Â ወይ 0910799903
ንዞባ ማእከል /ኣክሱም/ ዲሰከ ክላስተር መተሓባበሪ ኣብ ማይክሮ ፋይናንስ ህንፃÂ ስ ቁ 0347753909Â ወይ 0914743621
  ተወሳኺ ሐበሬታ ብስ ቁ 0348409235 ወይ 0914748573 ወይ 0914876912