| ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| Position | ኪኢላ ፋይናንስ ምምሕዳር ኦፊሰር |
| Posted Date | ዓርቢ የካቲት 25, 2008 |
| Closing Date | ሰንበት መጋቢት 4, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ኣብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሞያ ክልል ትግራይ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ካብ ደገ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| Educational Requirements | ብርኪ ትምህርቲ 1ይ ዲግሪን ልዕሊኡን ብአካዉንቲንግÂ ና ኢንሹራንስ ፡ ኮኦፐሬቲቭ አካዉንቲንግÂ ፡ማናጅመንትÂ ፡ኢኮኖሚክስ ዝተመረቀ /ት |
| Desired Skills | ፍልጠት ኣብ ሪፎርማት አሰርሓታት ሲቪል ሰርቪስ አፍልጦ ዘለዎ /ዋ ክእለት ምዘና መረጋገፂ ብቅዓተ ሞያ ዝምልከቶ እንትከዉን level by level ብርኪ 4/5 ዝበቀዐ/ ት መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ /ዋ ስነ ምግባር ፅቡቅ ስነ ምግባር ዘለዎ /ዋ |
| Experience Requirements | መደብ ስራሕ በዝሓቶ መስመር ሞያ ን 1ይ ዲግሪÂ 5 ዓመት መደብ ስራሕ በዝሓቶ መስመር ሞያ ን 2ይ ዲግሪ 4 ዓመት |
| How to apply | መመዝገቢ ቦታ ኣብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 10 ደ/ ከ/ስራሕ አመራርሓ ስራሕቲ ሓየሊ ሰብ አድራሻ : Â ኤጀንሲ ምርጋግፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ቀበሌ 17 ጥቃ ዕዳጋ ብዕራይ ወይ ክላስተራትና ንዞባ ሰ ምዕራብ /ሽረ/ ዲሰከ ክላስተር መተሓባበሪ ኣብÂ ማይክሮ ፋይናንስ ህንፃÂ ስ ቁ 0344434335Â ወይ 0914780669 ንዞባ ደቡብ /ማይጨዉ/ ዲሰከ ክላስተር መተሓባበሪ ኣብ የግል ድርጅት ዋስትና ህንፃ ስ ቁ 0347771643Â ወይ 0910799903 ንዞባ ማእከል /ኣክሱም/ ዲሰከ ክላስተር መተሓባበሪ ኣብ ማይክሮ ፋይናንስ ህንፃÂ ስ ቁ 0347753909Â ወይ 0914743621 Â Â ተወሳኺÂ ሐበሬታÂ ብስ ቁ 0348409235Â ወይÂ 0914748573Â ወይÂ 0914876912 |