ኪኢላ ስታትስቲካዊ ሓበሬታን ፖሊስን መፅናዕትን

Tigray Plan and Economic Development Bureau
Description

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ አዉራ ከይዲ ስራሕ ም /ዓ/ ክ ዉሽጢ ኦዲት ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብናይ ደገ ቁፃርን ደገ ዝዉዉርን አወደዳዲሩን አወዳዲሩ ከማልእ ይደሊ ብዙይ መሰረት ነቲ ዝወፀ መመዘኒ ረቆሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ብዙይ ምልክታ ይዕድም

Educational Requirements

ቀዳማይÂ ዲግሪን ልዕሊኡን ዘለዎ

ስታትስቲክስ፣ ኢኮኖሚክስ፣ ሕርሻ ኢኮኖሚክስ፣ ዲቨሎፕመንት ፖሊሲ አናሊስስ ፣ሶሾሎጂ ፣

ዲሞግራፊ ፣ዴቨለፕመንት ሰታዲስ፣ ጂኦግራፊ ፣ኢንቫሩመንታል ስታዲ ፣ማናጅመንት

Desired Skills
  • ቀዳማይÂ ዲግሪን ልዕሊኡን ዘለዎ ስታትስቲክስ፣ ኢኮኖሚክስ፣ ሕርሻ ኢኮኖሚክስ፣ ዲቨሎፕመንት ፖሊሲ አናሊስስ ፣ሶሾሎጂ ፣ ዲሞግራፊ ፣ዴቨለፕመንት ሰታዲስ፣ ጂኦግራፊ ፣ኢንቫሩመንታል ስታዲ ፣ማናጅመንት
  • መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ፍልጠት
  • ናይ ሀገርናን ክልልናን ልምዓተ ፖሊሲ ስትራተጅን ኣፍልጦ ዘለዎ
Experience Requirements

9 ዓመት አግባብ ዘለዎ ንዲግሪ

7 ዓመት አግባብ ዘለዎንማስተርስ

How to apply

አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ማለት ምስቲ ስራሕ መደብ ቀጥታ ርክብ ዘለዎ ማለት

ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 15/ 06/ 2008 ዓም ክሳብ 21/ 06 /2008 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት

ሲኦሲ ዝምልከተኩም መረዳእታኩም ክተቅርቡ ይግባእ

ዉፅኢት ተኮር ናይ ክልል ጊዜ ፅማቅ ከቅርብ አለዎ

ናይ ምዝገባ ቦታ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን

ፈተና ዝወሀሃበሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ እዩ

Share this Post:
Backs