| ቢሮ ትልምን ፋይናንስን | |
|---|---|
| Position | ኪኢላ ስታትስቲካዊ ሓበሬታን ፖሊስን መፅናዕትን |
| Posted Date | ረቡዕ የካቲት 16, 2008 |
| Closing Date | ሶኒ የካቲት 21, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ አዉራ ከይዲ ስራሕ ም /ዓ/ ክ ዉሽጢ ኦዲት ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብናይ ደገ ቁፃርን ደገ ዝዉዉርን አወደዳዲሩን አወዳዲሩ ከማልእ ይደሊ ብዙይ መሰረት ነቲ ዝወፀ መመዘኒ ረቆሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ብዙይ ምልክታ ይዕድም |
| Educational Requirements | ቀዳማይÂ ዲግሪን ልዕሊኡን ዘለዎ ስታትስቲክስ፣ ኢኮኖሚክስ፣ ሕርሻ ኢኮኖሚክስ፣ ዲቨሎፕመንት ፖሊሲ አናሊስስ ፣ሶሾሎጂ ፣ ዲሞግራፊ ፣ዴቨለፕመንት ሰታዲስ፣ ጂኦግራፊ ፣ኢንቫሩመንታል ስታዲ ፣ማናጅመንት |
| Desired Skills |
|
| Experience Requirements | 9 ዓመት አግባብ ዘለዎ ንዲግሪ 7 ዓመት አግባብ ዘለዎንማስተርስ |
| How to apply | አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ማለት ምስቲ ስራሕ መደብ ቀጥታ ርክብ ዘለዎ ማለት ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 15/ 06/ 2008 ዓም ክሳብ 21/ 06 /2008 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ሲኦሲ ዝምልከተኩም መረዳእታኩም ክተቅርቡ ይግባእ ዉፅኢት ተኮር ናይ ክልል ጊዜ ፅማቅ ከቅርብ አለዎ ናይ ምዝገባ ቦታ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ፈተና ዝወሀሃበሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ እዩ |