ፋይናንስ ምምሕዳር ሓላፊ/ት

Office of Weyin News Paper
Description

ቤት ፅሕፈት ምስንዳእ ጋዜጣ ወይን ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብፋይናንስ ምምሕዳር ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ።

BA ዲግሪ ብኣካውንቲንግ

ናይ ኮምፒተር ክእልትን ፒስችሪን ዘለዎ/ዋ

ዋሕስ፡ ክቅርብ ዝኽእል

መሃያ ብናይ ቤት ፅሕፈትና ስኬል መሰረት

 

ልምዲ ስርሕ

ካብ 6 ዓመት ንላዕሊ ብፋይናስ ምምሕዳር ዝሰርሐ/ት ንክልተ ዓመት ወይ ልዕሊኡ ብሓላፍነት ዝሰርሐ/ት

 

Educational Requirements
Desired Skills
Experience Requirements
How to apply

መመዝቢ ዕለት ካበ 16/05/2006 ክሳብ 21/05/2006 ዓም

ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 22/05/2006 ዓ/ም ሓሙስ ድሕሪ ሰዓት 8፡00 ሰዓት

ኣድራሻና ሓወልቲ ኣብ ዝወስድ ድልድይ ናይ ቀደም እግሪ ምትካል ዝነበረ ህንፃ ዘሎ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 202መደብ

Share this Post:
Backs