| ቤት ፅሕፈት ምስንዳእ ጋዜጣ ወይን | |
|---|---|
| Position | ፋይናንስ ምምሕዳር ሓላፊ/ት |
| Posted Date | ሶኒ ጥሪ 19, 2006 |
| Closing Date | ሓሙስ ጥሪ 22, 2006 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ቤት ፅሕፈት ምስንዳእ ጋዜጣ ወይን ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብፋይናንስ ምምሕዳር ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። BA ዲግሪ ብኣካውንቲንግ ናይ ኮምፒተር ክእልትን ፒስችሪን ዘለዎ/ዋ ዋሕስ፡ ክቅርብ ዝኽእል መሃያ ብናይ ቤት ፅሕፈትና ስኬል መሰረት
ልምዲ ስርሕ ካብ 6 ዓመት ንላዕሊ ብፋይናስ ምምሕዳር ዝሰርሐ/ት ንክልተ ዓመት ወይ ልዕሊኡ ብሓላፍነት ዝሰርሐ/ት
|
| Educational Requirements | |
| Desired Skills | |
| Experience Requirements | |
| How to apply | መመዝቢ ዕለት ካበ 16/05/2006 ክሳብ 21/05/2006 ዓም ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 22/05/2006 ዓ/ም ሓሙስ ድሕሪ ሰዓት 8፡00 ሰዓት ኣድራሻና ሓወልቲ ኣብ ዝወስድ ድልድይ ናይ ቀደም እግሪ ምትካል ዝነበረ ህንፃ ዘሎ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 202መደብ |