በዓል ሞያ ዕዳጋ

Mekelle Polytechnic College
Description

መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ካበዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ካብ ደገ ብዝዉዉር ቁፃርን ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

Educational Requirements

ኣካዉንቲንግ ፣ ማናጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ፣ ፐርቸዚንግ ሳፕላይ ፣ ማናጅመንት ፣ ቢዝነስ ማናጅመንት ፣ ሶሾሎጂ ፣ ከኦፐረቲቭ ማርኬቲንግ ማናጅመንት

Desired Skills

በዓል ሞያ ዕዳጋ

Experience Requirements

1ይ ድግሪ 4ተ ቀጥታ ስራሕ ልምዲ

How to apply

መመዝገቢ ቦታ- መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ ነ9

ምዝገባ ዝካየደሉ እዋን 03/12/2011 ዓ/ም ክሳብ 10/12/2011 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ተኸታታሊ ን5ተ ናይ ስራሕ መዓልትታት

መመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ኣብ እዋን ምዝገባ ሒዝኩም ክትቀርቡ ኣለኩም
ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብናይ ዉሽጢ ምልክታ ይግልፅ

Share this Post:
Backs