| ኮሌጅ ፖሊቴክኒክ መቐለ | |
|---|---|
| Position | በዓል ሞያ ዕዳጋ |
| Posted Date | ረቡዕ ነሓሰ 8, 2011 |
| Closing Date | ዓርቢ ነሓሰ 10, 2011 |
| location | |
| Jobs Identification Number | 0 |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ካበዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ካብ ደገ ብዝዉዉር ቁፃርን ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| Educational Requirements | ኣካዉንቲንግ ፣ ማናጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ፣ ፐርቸዚንግ ሳፕላይ ፣ ማናጅመንት ፣ ቢዝነስ ማናጅመንት ፣ ሶሾሎጂ ፣ ከኦፐረቲቭ ማርኬቲንግ ማናጅመንት |
| Desired Skills | በዓል ሞያ ዕዳጋ |
| Experience Requirements | 1ይ ድግሪ 4ተ ቀጥታ ስራሕ ልምዲ |
| How to apply | መመዝገቢ ቦታ- መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ ነ9 ምዝገባ ዝካየደሉ እዋን 03/12/2011 ዓ/ም ክሳብ 10/12/2011 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ተኸታታሊ ን5ተ ናይ ስራሕ መዓልትታት መመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ኣብ እዋን ምዝገባ ሒዝኩም ክትቀርቡ ኣለኩም |