ፅገና ናዉቲ ቴሃርን ግልጋሎት ምክሪን
Tigray regional state cooperative promotion and market development agencyDescription
ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኤጀንሲ ምስ ሕ ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕዳጋን
ኣብ ኤጀንሲ ምስ /ሕ/ ስ /ማ/ ዕ ልምዓት ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ኣብ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት ከወዳደር ይደልይ
Educational Requirements
ቀዳማይ ዲግሪ ዘለዎ ዋ ኮይኑ ብኮምፒተር ሳይንስ ፣ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ፣ ኮምፒተር ኣፕሊኬሽን ፣ ኢንጂነሪንግ ዝተተሓሓዘ ትምህርቲ ዝተመረቐ /ት
Desired Skills
Experience Requirements
ቀዳማይ ዲግሪ ዘለዎ ዋ ኮይኑ ብኮምፒተር ሳይንስ ፣ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ፣ ኮምፒተር ኣፕሊኬሽን 4 ዓመት ልምዲ ስራሕ ምስ ኢንጂነሪንግ ዝተተሓሓዘ ትምህርቲ ዝተመረቐ /ት
3 ዓመትን ልዕሊኡን ስራሕ ልምዲ 2ይ ዲግሪ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ
How to apply
መተሓሳሳቢ
- ምዝገባ ዝካየደሉ እዋነ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 22 /02/ 2008 ዓ ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ይከዉን
- መመዝገቢ ቦታ ኣብ ኢ /ምስ/ ሕ /ስ/ ማ /ዕ/ ልምዓትን ምም/ ር ሓይሊ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 303
- ኣመልከቲ ኣድላዩ ትብልዎ መረዳእታኩም ዋናን ፎቶ ኮፒን ብምሓዝ ክትቀርቡ አለኩም
- COC ዝምልከተኩም ክን ዝሓለፈትሉ መረዳእታ ዘቅርብ
ስልኪ ቁፅሪ 03-44-41-46-53 /03-42-41-51-51 ፋ/ ቁፅሪ 03-44-40-29-66/ 03-44-40-37-10
Share this Post: