| ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕዳጋን | |
|---|---|
| Position | ፅገና ናዉቲ ቴሃርን ግልጋሎት ምክሪን |
| Posted Date | ቀዳም ጥቅምቲ 13, 2008 |
| Closing Date | ሶኒ ጥቅምቲ 22, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | 21 -11- 5 |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኤጀንሲ ምስ ሕ ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕዳጋን ኣብ ኤጀንሲ ምስ /ሕ/ ስ /ማ/ ዕ ልምዓት ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ኣብ ዝርከብ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት ከወዳደር ይደልይ |
| Educational Requirements | ቀዳማይ ዲግሪ ዘለዎ ዋ ኮይኑ ብኮምፒተር ሳይንስ ፣ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ፣ ኮምፒተር ኣፕሊኬሽን ፣ ኢንጂነሪንግ ዝተተሓሓዘ ትምህርቲ ዝተመረቐ /ት
|
| Desired Skills | |
| Experience Requirements | ቀዳማይ ዲግሪ ዘለዎ ዋ ኮይኑ ብኮምፒተር ሳይንስ ፣ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ፣ ኮምፒተር ኣፕሊኬሽን 4 ዓመት ልምዲ ስራሕ ምስ ኢንጂነሪንግ ዝተተሓሓዘ ትምህርቲ ዝተመረቐ /ት 3 ዓመትን ልዕሊኡን ስራሕ ልምዲ 2ይ ዲግሪ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ |
| How to apply | መተሓሳሳቢ
ስልኪ ቁፅሪ 03-44-41-46-53 /03-42-41-51-51 ፋ/ ቁፅሪ 03-44-40-29-66/ 03-44-40-37-10
|