ኤዲተር
Tigray Mass Media AgencyDescription
ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ነዚ ረቋሒ እተማልኡ/ኣ ሰራሕተኛታት መጀመሪያ ብዝውውር ቀፂሉ ብደገ ቁፃር ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡
Educational Requirements
ብመተሓባበሪ ውሽጢ ኦዲተር፣ ሒሳብ ሓላፊ፣ ሒሳብ ክኢላ፣ ሒሳብ ሰራሕተኛ፣ በጀት ክኢላ፣ ብሕብረት ስራሕ ኦዲተርነት፣ ብሓላፍነት ታክስ ኦዲት፣ ሰራሕተኛ ብሓላፍነት ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ወዘተ
Desired Skills
ኤዲተር ብኣካውንቲንግ፣ ብኦዲቲንግ፣ ኢኮኖሚክስ ማናጅመንት፣ ብኣካውንቲንግ እና ፋይናንስ፣ ብኣካውንቲንግ ኤዲቲንግ፣ ባንክ አና ኢንሹራንስ፣ ፐብሊክ ፋይናንስ፣ ፐብሊክ ፕሮክርመንት ወዘተ
Experience Requirements
ብተዘዋሪ ኣግባብነት ዘለዎ ሰራሕ ልምዲ ሚኢታዊ
ምስ ስራሕቲ ኦዲት ተመሳሳልነት ዘለዎም
How to apply
1 ምዝገባ ቦታ ኣብ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ይ ደብሪ ምም/ር ሓይሊ ቢሮ ቁፅሪ 307
2 ኣድለይቲ ዝበሃሉ መረዳእታታት ዋንኡ ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒን ከቅርብ ይግባእ፤
3 ምዝገባ ዝጅመረሉ 26/09/2011ዓ/ም ክሳብ 03/10/2011ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት
4 መረጋገፂ ብቅዓት ምዝና/ሊ ኦ ሲ/ ዝምልከተኩም ከትቅርቡ ኣለኩም፤
5 ኣብ ውልቀ ትካት ዝሰራሕኩምዎ ልምዲ ስራሕ እንተሃልይኩም ስራሕ ግብሪ ካብ ቤት ፅሕፈት እቶት ክተምፅኡ ግድን ይከውን፤
Share this Post: