| ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ | |
|---|---|
| Position | ኤዲተር |
| Posted Date | ሶኒ ጉንበት 26, 2011 |
| Closing Date | ሶኒ ሰነ 3, 2011 |
| location | |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ማናጅመንት |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ነዚ ረቋሒ እተማልኡ/ኣ ሰራሕተኛታት መጀመሪያ ብዝውውር ቀፂሉ ብደገ ቁፃር ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
| Educational Requirements | ብመተሓባበሪ ውሽጢ ኦዲተር፣ ሒሳብ ሓላፊ፣ ሒሳብ ክኢላ፣ ሒሳብ ሰራሕተኛ፣ በጀት ክኢላ፣ ብሕብረት ስራሕ ኦዲተርነት፣ ብሓላፍነት ታክስ ኦዲት፣ ሰራሕተኛ ብሓላፍነት ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ወዘተ |
| Desired Skills | ኤዲተር ብኣካውንቲንግ፣ ብኦዲቲንግ፣ ኢኮኖሚክስ ማናጅመንት፣ ብኣካውንቲንግ እና ፋይናንስ፣ ብኣካውንቲንግ ኤዲቲንግ፣ ባንክ አና ኢንሹራንስ፣ ፐብሊክ ፋይናንስ፣ ፐብሊክ ፕሮክርመንት ወዘተ |
| Experience Requirements | ብተዘዋሪ ኣግባብነት ዘለዎ ሰራሕ ልምዲ ሚኢታዊ ምስ ስራሕቲ ኦዲት ተመሳሳልነት ዘለዎም |
| How to apply | 1 ምዝገባ ቦታ ኣብ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ይ ደብሪ ምም/ር ሓይሊ ቢሮ ቁፅሪ 307 2 ኣድለይቲ ዝበሃሉ መረዳእታታት ዋንኡ ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒን ከቅርብ ይግባእ፤ 3 ምዝገባ ዝጅመረሉ 26/09/2011ዓ/ም ክሳብ 03/10/2011ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት 4 መረጋገፂ ብቅዓት ምዝና/ሊ ኦ ሲ/ ዝምልከተኩም ከትቅርቡ ኣለኩም፤ 5 ኣብ ውልቀ ትካት ዝሰራሕኩምዎ ልምዲ ስራሕ እንተሃልይኩም ስራሕ ግብሪ ካብ ቤት ፅሕፈት እቶት ክተምፅኡ ግድን ይከውን፤ |