ፕሮጀክት ኦፊሰር

Tigray Musicians Associations
Description

ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ከየንቲ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ፕሮጀክት ኦፊሰር ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለዝደሊ መዐቅኒእቶም ስራሕ እተማልኡ ክትምዝገቡ ይዕድም።

ተደላይይ ብርኪ ትምህርቲ

ማስተርስ ዲግሪ 7 ዓመት ስራሕ ልምዲ

ንዲግሪ 9 ዓመት


ዓይነት ተደላይ ትምህርቲ

ማናጅመንት ፣ ቋንቋ ተዛማድን

ኢኮኖሚክስ

ኣግባብነት ዘለዎ ልምዲ ስራሕ

ማስተርስ ዲግሪ 5 ዓመት ስራሕ ልምዲ

ንዲግሪ 7 ዓመት

Educational Requirements
Desired Skills
Experience Requirements
How to apply

መዘካኸሪ

  • ናይ ኮምፒተር መሰረታዊ ክእለት ዘለዎ/ዋ

  • ኣባል ማሕበር ዝኾነ/ት ትተባባዕ

  • ሰራሕተኛ ማሕበር ከየንቲ ትግራይ ምስ ኮኑ ቤት ፅሕፈት

  • ኣመልከቲ ኣድልይቲ ዝበሃሉ መረዳእታታት ሒዝኩም ካብ ሰኑይ ዕለት 28/04/2006 ጀሚሩ ንተከታታሊ 7 ናይ ስራሕ መዓልቲ ክትምዝገቡ ንዕድም

  • ኣድራሻና ካብ ኣደባባይ ሓውዜን ናብ ኣደባባይ ዘስላስ ኣብ ዝወስድ መንገዲ።


 

ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ከየንቲ ትግራይ

መቐለ


 

Share this Post:
Backs