| ማሕበር ከየንቲ ትግራይ | |
|---|---|
| Position | ፕሮጀክት ኦፊሰር |
| Posted Date | ዓርቢ ጥሪ 2, 2006 |
| Closing Date | ሶኒ ጥሪ 5, 2006 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ከየንቲ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ፕሮጀክት ኦፊሰር ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለዝደሊ መዐቅኒእቶም ስራሕ እተማልኡ ክትምዝገቡ ይዕድም። ተደላይይ ብርኪ ትምህርቲ ማስተርስ ዲግሪ 7 ዓመት ስራሕ ልምዲ ንዲግሪ 9 ዓመት
ማናጅመንት ፣ ቋንቋ ተዛማድን ኢኮኖሚክስ ኣግባብነት ዘለዎ ልምዲ ስራሕ ማስተርስ ዲግሪ 5 ዓመት ስራሕ ልምዲ ንዲግሪ 7 ዓመት |
| Educational Requirements | |
| Desired Skills | |
| Experience Requirements | |
| How to apply | መዘካኸሪ
ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ከየንቲ ትግራይ መቐለ
|