ላዕላዋይ ሒሳብ ክኢላ / ፀሓፊት

Metal and wood work association
Description

ዘፈር ማሕበር ሓፂንን ዕንፀይትን ከተማ መቐለ በዞም ዝስዕቡ ስራሕ መደባት ኣወዳዲሩ ብኮንትራክት ቆፂሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

Educational Requirements

1ይ ዲግሪ ብኣካውንቲንግ ካብ እተፈለጠ ትካል ት/ቲ

ብደረጃ 4 /Level IV/ ፀሓፊነት/Secretarial sciences office management /SSOM/ ዝፈፀመ/ት

Desired Skills

1ይ ዲግሪ ብኣካውንቲንግ ካብ እተፈለጠ ትካል ት/ቲ

ብደረጃ 4 /Level IV/ ፀሓፊነት/Secretarial sciences office management /SSOM/ ዝፈፀመ/ት

Experience Requirements

6 ዓመት ልዕሊኡን ስራሕ ልምዲ ዘለዋ/ዎ

- 3 ዓመትን ልዕሊኡን ስራሕ ልምዲ ዘለዋ/ዎ

How to apply

 1 ዋሕስ ዘለዋ/

2 ደሞዝ ብስምምዕነት

3 ምዝገባ ዝጅምረሉ ዕለት 08/08/2011-13/08/2011ዓ/ም

4 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 14/08/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ድሕሪ ሰዓት

ኣድራሻ ቤት ፅሕፈት 1ይ ወያነ ቢሮ ቁፅሪ 117 ሀ

ስልኪ ቁፅሪ 0927-757051

Share this Post:
Backs