| ማሕበር ሓፂንን ዕንፀይትን | |
|---|---|
| Position | ላዕላዋይ ሒሳብ ክኢላ / ፀሓፊት |
| Posted Date | ሰሉስ ሚያዝያ 8, 2011 |
| Closing Date | ሶኒ ሚያዝያ 14, 2011 |
| location | |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ጊዝያዊ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ማናጅመንት |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ዘፈር ማሕበር ሓፂንን ዕንፀይትን ከተማ መቐለ በዞም ዝስዕቡ ስራሕ መደባት ኣወዳዲሩ ብኮንትራክት ቆፂሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡ |
| Educational Requirements | 1ይ ዲግሪ ብኣካውንቲንግ ካብ እተፈለጠ ትካል ት/ቲ ብደረጃ 4 /Level IV/ ፀሓፊነት/Secretarial sciences office management /SSOM/ ዝፈፀመ/ት |
| Desired Skills | 1ይ ዲግሪ ብኣካውንቲንግ ካብ እተፈለጠ ትካል ት/ቲ ብደረጃ 4 /Level IV/ ፀሓፊነት/Secretarial sciences office management /SSOM/ ዝፈፀመ/ት |
| Experience Requirements | 6 ዓመት ልዕሊኡን ስራሕ ልምዲ ዘለዋ/ዎ - 3 ዓመትን ልዕሊኡን ስራሕ ልምዲ ዘለዋ/ዎ |
| How to apply | 1 ዋሕስ ዘለዋ/ 2 ደሞዝ ብስምምዕነት 3 ምዝገባ ዝጅምረሉ ዕለት 08/08/2011-13/08/2011ዓ/ም 4 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 14/08/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ድሕሪ ሰዓት ኣድራሻ ቤት ፅሕፈት 1ይ ወያነ ቢሮ ቁፅሪ 117 ሀ ስልኪ ቁፅሪ 0927-757051 |