ዕዳጋ መተሓባበሪ
Office of Tigray People's Liberation FrontDescription
ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ህወሓት ዘሎ ክፍቲ ስራሕ ቦታ ዕዳጋ መተሓባበሪ ኣወዳዲርና ክንቆፅር ንደሊ፡
Educational Requirements
ማናጅመንት፣ ቢዝነስ ማናጅመንት፣ ፐርቼይዚንግ፣ ማርኬቲንግ፣ ኣካውንቲንግ
Desired Skills
መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ብባችለር ቀዳማይ ዲግሪ
መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ካልኣይ ዲግሪ
Experience Requirements
ካብ 4-6 ዓመት
How to apply
ሰራሕ ልምድን ተደላይ ክእለትን እተማለአኡ ተወዳደረቲ ካብ 02/08/2011ዓ/ም ክሳብ 15/08/2011ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ህወሓት ሓይሊ ሰብን ጥቅማጥቅምን ክትምዝገቡ ነፍልጥ፡፡
1 ኣባል ውድብ/ ደጋፊ/ ዝኮነ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤
2 ኣብ ትሕቲኡ ዝርከቡ ሰራሕተኛታት ብምትሕብባር ናይቲ ክፍሊ ስራሕ ይትልም፣ የዋድድ፣ ይመርሕ፣ ይቆፃፀር
ስልኪ 0344-416731
Share this Post: