ዋና ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ /ህ.ወ.ሓ.ት/ | |
---|---|
Position | ዕዳጋ መተሓባበሪ |
Posted Date | ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 |
Closing Date | ሰሉስ ሚያዝያ 15, 2011 |
location | |
Jobs Identification Number | |
Salary | |
By Work Category | ቐዋሚ |
By Job Category | |
By Career Level | ማናጅመንት |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 1 |
Description | ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ህወሓት ዘሎ ክፍቲ ስራሕ ቦታ ዕዳጋ መተሓባበሪ ኣወዳዲርና ክንቆፅር ንደሊ፡ |
Educational Requirements | ማናጅመንት፣ ቢዝነስ ማናጅመንት፣ ፐርቼይዚንግ፣ ማርኬቲንግ፣ ኣካውንቲንግ |
Desired Skills | መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ብባችለር ቀዳማይ ዲግሪ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ካልኣይ ዲግሪ |
Experience Requirements | ካብ 4-6 ዓመት |
How to apply | ሰራሕ ልምድን ተደላይ ክእለትን እተማለአኡ ተወዳደረቲ ካብ 02/08/2011ዓ/ም ክሳብ 15/08/2011ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ህወሓት ሓይሊ ሰብን ጥቅማጥቅምን ክትምዝገቡ ነፍልጥ፡፡ 1 ኣባል ውድብ/ ደጋፊ/ ዝኮነ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤ 2 ኣብ ትሕቲኡ ዝርከቡ ሰራሕተኛታት ብምትሕብባር ናይቲ ክፍሊ ስራሕ ይትልም፣ የዋድድ፣ ይመርሕ፣ ይቆፃፀር ስልኪ 0344-416731 |