ፋይናንስን ምምሕዳርን
YHYJ Construction PLCDescription
ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ
ትካልና ዋይ ኤች ዋይ ጂ ኪንስትራክሽን ሃ /ዝተ /ዉል /ማሕበር ብዝለዎ ናይ ክፍቲ ስራሕ ቦታ አወዳዲሩ ክቆፅር ስለ ዝደለየ
ፋይናንስን ምምሕዳርን
ዘድሊ : ዲፕሎማ ብአካዉንቲንግ ማናጅመንት ወይ ከዓ ብተመሳሳሊ 4 ዓመት ስራሕ ልምዲ
ዲግሪ ብአካዉንቲንግ ማናጅመንት ወይ ከዓ ብተመሳሳሊ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ
Educational Requirements
Desired Skills
Experience Requirements
How to apply
ናይ ምዝገባ ቦታ : ቀዳማይ ወያነ ብሎክ ሐ/c ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 218 ካልኣይ ደብሪ አብ ናይ ስራሕ ሰዓት መፂእኩም ንኽትምዝገቡ ነተሐሳስብ::
Share this Post: