| ዋይ ኤች ዋይ ጂ ኪንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማ | |
|---|---|
| Position | ፋይናንስን ምምሕዳርን |
| Posted Date | ረቡዕ ሕዳር 10, 2007 |
| Closing Date | ረቡዕ ሕዳር 17, 2007 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | ጀማሪ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ትካልና ዋይ ኤች ዋይ ጂ ኪንስትራክሽን ሃ /ዝተ /ዉል /ማሕበር ብዝለዎ ናይ ክፍቲ ስራሕ ቦታ አወዳዲሩ ክቆፅር ስለ ዝደለየ ፋይናንስን ምምሕዳርን ዘድሊ : ዲፕሎማ ብአካዉንቲንግ ማናጅመንት ወይ ከዓ ብተመሳሳሊ 4 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዲግሪ ብአካዉንቲንግ ማናጅመንት ወይ ከዓ ብተመሳሳሊ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ |
| Educational Requirements | |
| Desired Skills | |
| Experience Requirements | |
| How to apply | ናይ ምዝገባ ቦታ : ቀዳማይ ወያነ ብሎክ ሐ/c ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 218 ካልኣይ ደብሪ አብ ናይ ስራሕ ሰዓት መፂእኩም ንኽትምዝገቡ ነተሐሳስብ::
|