ሒሳብ ሰራሕተኛ

Tigray Womans Bureau
Description

ቢሮ ጉዳይ ደቂ አነስትዮ ክልል ትግራይ ኣብ ዳይሬክቶሬት ዕደፋይንብ ምምሕዳር ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

Educational Requirements

ብዲግሪ ብአካዉንቲንግ ብአካዉንቲንግ ፋይናንስን ብቢዝነስ ኢዱኬሽን ብባንኪንግ ኢንሹራንስ

Desired Skills

ብዲግሪ ብአካዉንቲንግ ብአካዉንቲንግ ፋይናንስን ብቢዝነስ ኢዱኬሽን ብባንኪንግ ኢንሹራንስ

Experience Requirements

ቀደማይ ዲግሪ 4 ዓመት

ካልኣይ ዲግሪ Â 2 ዓመት

How to apply

መተሐሳሰቢ

ፆታ ኣይፈልን

ናይ ስራሕ ቦታ ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ መቐለ

መመዝገቢ ቦታ አብ አመራረሓ ስራሕ ሐይሊ ሰብ ቢሮ ቑፅሪ 222

መመዝገቢ ካብ ዕለት 05/10/2009 ዓ/ም እስካብ 09/10/2009 ዓ/ም

መረጋገፂ ብቅዓተ /COC/ Â ዝምልከቶ ከቕርብ ዝክእል

ብናይ JEG ቀጥታ ስራሕ ልምዲ 100% ዘለዎ

ቅፅዓት ዘይብሉ መረዳእታ ዘቅርብ

Share this Post:
Backs