| ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| Position | ሒሳብ ሰራሕተኛ |
| Posted Date | ሰሉስ ሰነ 6, 2009 |
| Closing Date | ዓርቢ ሰነ 9, 2009 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ቢሮ ጉዳይ ደቂ አነስትዮ ክልል ትግራይ ኣብ ዳይሬክቶሬት ዕደፋይንብ ምምሕዳር ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| Educational Requirements | ብዲግሪ ብአካዉንቲንግ ብአካዉንቲንግ ፋይናንስን ብቢዝነስ ኢዱኬሽን ብባንኪንግ ኢንሹራንስ |
| Desired Skills | ብዲግሪ ብአካዉንቲንግ ብአካዉንቲንግ ፋይናንስን ብቢዝነስ ኢዱኬሽን ብባንኪንግ ኢንሹራንስ |
| Experience Requirements | ቀደማይ ዲግሪ 4 ዓመት ካልኣይ ዲግሪ Â 2 ዓመት |
| How to apply | መተሐሳሰቢ ፆታ ኣይፈልን ናይ ስራሕ ቦታ ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ መቐለ መመዝገቢ ቦታ አብ አመራረሓ ስራሕ ሐይሊ ሰብ ቢሮ ቑፅሪ 222 መመዝገቢ ካብ ዕለት 05/10/2009 ዓ/ም እስካብ 09/10/2009 ዓ/ም መረጋገፂ ብቅዓተ /COC/ Â ዝምልከቶ ከቕርብ ዝክእል ብናይ JEG ቀጥታ ስራሕ ልምዲ 100% ዘለዎ ቅፅዓት ዘይብሉ መረዳእታ ዘቅርብ |