ንብረት ዓቃቢት
Tigray Labor and Social Affairs BureauDescription
ቢሮ ስራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ደገ ዝዉዉርን ቁፃርን ይደሊ::
Educational Requirements
መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን 10ተ2 ብሰርትፍኬት ዝተመቀት ወይ ብብርኪ IIÂ ዝተመረቀ ት 6ተ ዓመት አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምደዲ
መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ 10ተ3 ዲፕሎማ ወይ ብብርኪ III ዝተመረቐት 4 ዓመት በቲ ሞያ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ
Desired Skills
-ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ
-ናይ ስራሕ ተበግሶ ዘለዎ/ዋ
Experience Requirements
ሰርትፍኬት 6 ዓመት
ዲፕሎማ 4 ዓመት
How to apply
ናይ ምዝገባ ዕለት 13/04/2009ዓ/ም እስካብ 20/04/2009 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን መረዳእታ ሒዝኩም አብ ቢሮ ሰማጉዳይ ደ/ከ/ሰ/አ ስራሕሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 261 ንክትምዝገቡ ባ እንዳታሓሳሰብና ድሕሪ ታህሳስ 2000ዓ/ም ትምህርቲ ጀሚሩ ዝተመረቐ ቅድም ክብል ብዲፕሎማ ዝተምሃሮ (COC) መረጋገፂ ከቕርብ ዝክእል ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ክቕርብ አለዎ::
Â
Share this Post: