ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ | |
---|---|
Position | ንብረት ዓቃቢት |
Posted Date | ሓሙስ ታሕሳስ 13, 2009 |
Closing Date | ሓሙስ ታሕሳስ 20, 2009 |
location | መቐለ |
Jobs Identification Number | |
Salary | |
By Work Category | ቐዋሚ |
By Job Category | |
By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
Sex | ኣይፈልን |
Quantity | 1 |
Description | ቢሮ ስራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ደገ ዝዉዉርን ቁፃርን ይደሊ:: |
Educational Requirements | መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን 10ተ2 ብሰርትፍኬት ዝተመቀት ወይ ብብርኪ IIÂ ዝተመረቀ ት 6ተ ዓመት አግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምደዲ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ 10ተ3 ዲፕሎማ ወይ ብብርኪ III ዝተመረቐት 4 ዓመት በቲ ሞያ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ |
Desired Skills | -ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ/ዋ -ናይ ስራሕ ተበግሶ ዘለዎ/ዋ |
Experience Requirements | ሰርትፍኬት 6 ዓመት ዲፕሎማ 4 ዓመት |
How to apply | ናይ ምዝገባ ዕለት 13/04/2009ዓ/ም እስካብ 20/04/2009 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን መረዳእታ ሒዝኩም አብ ቢሮ ሰማጉዳይ ደ/ከ/ሰ/አ ስራሕሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 261 ንክትምዝገቡ ባ እንዳታሓሳሰብና ድሕሪ ታህሳስ 2000ዓ/ም ትምህርቲ ጀሚሩ ዝተመረቐ ቅድም ክብል ብዲፕሎማ ዝተምሃሮ (COC) መረጋገፂ ከቕርብ ዝክእል ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ክቕርብ አለዎ:: Â |