ሲኒዮር ኣካዉንታንት
College of Science Dr. TeweldeDescription
ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ካብዚ ንታሕቲ ዝወፁ ስራሕ መደብ በቀዋሚ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
Educational Requirements
1ይ ዲግሪÂ መደብ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ብኣካዉንቲንግ, ብባንኪንግ ኢንሹራንስ ,ብቢዝነስ ኢዱኬሸን, ኮኦፕሬቲቭ
Desired Skills
ብቁዕ ናይ ፋይናንስ ምምሕዳር ክእለትን አፍልጦ ዘለዎ
ናይ ኮሚኒኬሽን ክእለት ዘለዎ ብስነ ምግባር መርኣያ ዝኮነ
መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ
Experience Requirements
6 ዓመት
How to apply
መተሓሳሰቢ
- GPA ወይ ኣጠቃላሊ ዉፅኢት ትምህርቲ 2. 5 ን ልዕሊኡን
- ዋና ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ CVÂ መረዳእታ ሒዘኩም ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 27 /10 /08 ዓም ክሳብ ዕለት 1 /11 /2008 ዓም ንተከታታሊ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልትታት ኣብ ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ምዕባለ ሓይሊ ሰብ ተረኪብኩም ምምዝጋብ ክምትክእሉ እናሓበርና ናይ ፈተና ዕለት ብምልክታ ወይ ብስልኪ ነፍልጠኩም ምካና ንተሓሳስብ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 034 441 87 83
አድራሻ አብ ቅድሚ ሄራን ሆቴል ጥጋ ዳባ ጋብር ቤተክርስትያን
ኮሌጅ ሳይንስ ፕዕና ዶር ተወልደ ለገሰ
Share this Post: