| ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዶ/ር ተወልደ | |
|---|---|
| Position | ሲኒዮር ኣካዉንታንት |
| Posted Date | ሰሉስ ሰነ 28, 2008 |
| Closing Date | ዓርቢ ሓምለ 1, 2008 |
| location | መቐለ |
| Jobs Identification Number | 2 -9-8-3 |
| Salary | |
| By Work Category | ቐዋሚ |
| By Job Category | |
| By Career Level | መኣካላይ ደረጃ |
| Sex | ኣይፈልን |
| Quantity | 1 |
| Description | ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ካብዚ ንታሕቲ ዝወፁ ስራሕ መደብ በቀዋሚ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| Educational Requirements | 1ይ ዲግሪÂ መደብ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ብኣካዉንቲንግ, ብባንኪንግ ኢንሹራንስ ,ብቢዝነስ ኢዱኬሸን, ኮኦፕሬቲቭ |
| Desired Skills | ብቁዕ ናይ ፋይናንስ ምምሕዳር ክእለትን አፍልጦ ዘለዎ ናይ ኮሚኒኬሽን ክእለት ዘለዎ ብስነ ምግባር መርኣያ ዝኮነ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ |
| Experience Requirements | 6 ዓመት |
| How to apply | መተሓሳሰቢ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 034 441 87 83 አድራሻ አብ ቅድሚ ሄራን ሆቴል ጥጋ ዳባ ጋብር ቤተክርስትያን ኮሌጅ ሳይንስ ፕዕና ዶር ተወልደ ለገሰ |