ገንዝብ ታሓዚ
Tigray Presidency OfficeDescription
ቤት ፅሕፈት ርእስ ምምሕዳር ትግራይ ቐፂሉ ኣብ ዝርከብ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት አወደዲሩ ክቆፅር ወይ ብዝዉዉር ክምድብ ይደሊ
Educational Requirements
- 10/12 ክፍሊ ዝወደአÂ
- ቴክኒክን ሞያን Â ብ10+1 ሰርተፊኬትÂ
- ቴክኒክን ሞያን Â ብ10+2 ሰርተፊኬትÂ
- ቴክኒክን ሞያን Â ብ10+3Â ሰርተፊኬትÂ
- ካብ ቴክኒክን ሞያን IV ወይ ካብ ኮሌጅ ብላዕለዋይ ዲፕሎማ ወይ 4 ዓመት ኮሌጅ ዝወደአÂ
Desired Skills
ብአካዉንቲንግ: ቢዝነስ ኢዲኬሽን : ባንክን ኢንሹራንስን: ኮኦፕሬቲቭ አካዉንቲንግ :ብማናጅመንት : ፓብሊክ ፋይናንስ :ፋይናንሻል ማናጅመንት : ብኢኮኖሚክስÂ
Experience Requirements
10/12 ክፍሊ ዝወደአ በቲ ሞያ 10 ዓመት ስራሕ ልምዲ ሞያ ዘለዎ/ዋ
ብአካዉንቲንግ: ቢዝነስ ኢዲኬሽን : ባንክን ኢንሹራንስን: ኮኦፕሬቲቭ አካዉንቲንግ :ብማናጅመንት : ፓብሊክ ፋይናንስ :ፋይናንሻል ማናጅመንት : ብኢኮኖሚክስ ካብ ቴክኒክን ሞያን ብ10+1 ሰርተፊኬት በቲ ሞያ 8 ዓመት ስራሕ ልምዲ ሞያ ዘለዎ/ዋ
ካብ ቴክኒክን ሞያን ብ10+2 ሰርተፊኬት በቲ ሞያ 6 ዓመት ስራሕ ልምዲ ሞያ ዘለዎ/ዋ COC የድሊ
ካብ ቴክኒክን ሞያን ብ10+3 ብዲፕሎማ በቲ ሞያ 4 ዓመት ስራሕ ልምዲ ሞያ ዘለዎ/ዋ COC የድሊ
ካብ ቴክኒክን ሞያን IV ወይ ካብ ኮሌጅ ብላዕለዋይ ዲፕሎማ ወይ 4Â ዓመት ኮሌጅ ዝወደአ ዝተመረቀት በቲ ሞያ 2Â ዓመት ስራሕ ልምዲ ሞያ ዘለዎ/ዋ
How to apply
- COC ዝምልክተ ክቅርብ ዝክእል
- ኮምፒዩተር ክእለት ዘለዎን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
- ናይ ምዝገባ ግዜ ካብ 10/08/2008 ክሳብ 17/08/2008 ዓ/ም
- ፈተና ዝወሃበሉ ብምልክታ ይግለፅ
- ተወዳርቲ ዘለኩም ትምህርቲ ይኹን ልምዲ ስራሕ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ብምሓዝ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 3-09 ኣብ ስራሕ ጊዜ ክትምዝገቡ ትክእሉ ምኻንኩም ነተሓሳስብ
Share this Post: